Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ረቡዕ ኣብ ዝህሉ ኣኼባ ባይቶ ጸጥታ ው/ሕ/ሃ፣ ዓቀብቲ ሰላም ኣብ ትግራይ ክዋፈሩ፣ ፈጸምቲ ገበን ኩናት ክሕተቱ፣ ማዕቀብ ክንበር ትጽቢት ይግበር።(ጸብጻብ)

Source: UN

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ዝቕጽል ረቡዕ ኣብ ዝህሉ ኣኼባ ባይቶ ጸጥታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፣ ዓቀብቲ ሰላም ክዋፈሩ፣ ፈጸምቲ ገበን ኩናት ክሕተቱ፣ ማዕቀብ ክንበር ዝእውጅ መፍትሕ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ቁጽሪ 2417 ኣብ ኢትዮጵያ ክትግበር ተኽእሎ ኣለዎ ተባሂሉ።መንግስቲ ኢትዮጵያ ብወገኑ እቲ ውሳኔ ተግባራዊ ከይኸውን ሚስዮናቱ ብዕቱብ ክሰርሑ ኣዋፊሩ ከም ዘሎ ተገሊጹ።ኢትዮጵያ ዋላ ሓደ ወተሃደር ኤርትራ ኣብቲ ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ኩናት ክሕግዛ ከም ዘይዓደመት ገሊጻ።እዚ መግለጺ ድሕሪ እቲ ኣብ ትግራይ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ዝቐጸለ ውግእን ምንጻግ ህላወ ሰራዊት ኤርትራ ኣብቲ ውግእን እዩ ዝኸውን ዘሎ።ሱዳንን ግብጽን ኢትዮጵያ ቅድሚ ስምምዕ፣ ንግድብ ህዳሴ ማይ ከይትመልእ ዝቃወም ሓበራዊ መግለጺ ኣውጺአን፣መገዲ ባቡር ኢትዮጵያ ልዕሊ 4 ቢልዮን ቅርሺ ከም ዝኸሰረ ተሰሚዑ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ረቡዕ ኣብ ዝህሉ ኣኼባ ባይቶ ጸጥታ ው/ሕ/ሃ፣ ዓቀብቲ ሰላም ኣብ ትግራይ ክዋፈሩ፣ ፈጸምቲ ገበን ኩናት ክሕተቱ፣ ማዕቀብ ክንበር ትጽቢት ይግበር።(ጸብጻብ) 08/03/2021 06:17 ...
ፎረም ውድባት ትግራይ ህወሓት ኣብ መዝገብ ግብረሽበራ ክሰፍር ንዝተወሰነ ውሳኔ ጉልባብ ምጽናት ዓሌት እዩ ብምባል ተቓዊሞም። 10/05/2021 05:54 ...
“ምግማቱ ዘየሸግር ብዙሕ ቁጽሪ ኤርትራዊ ኣብዚ ኲናት ሃሊቑ ኣሎ።” ፕሮ/ ዓወት ተወልደ 09/05/2021 20:40 ...
ንኤርትራውያን ን30 ዓመት ከውርደሎም ዝጸንሐ ግፍዕታት ኣብ ትግራይ ኣብ ትሕቲ 6 ወርሒ ብምፍጻም ንዓለም ኣርእይዋ - ሜሮን እስቲፋኖስ 08/05/2021 25:16 ...
“ኣብ ትግራይ ዘሎ ዉግእ ሓድሕድ ብገለ እንተተወዲኡ፡ ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ዘለዋ ረጽሚ ክገድድ ኢኻ ትጽበዮ።” ፕሮ/ ዓወት ተወልደ 07/05/2021 26:38 ...
መደብ ፍሮንትላይን ፒቢኤስ ሕሱም ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዝሰነደት ፊልም ኣቕሪባ; ሲድኒ ቀይድታት ኮቪድ ተተኣታቱ 07/05/2021 09:00 ...
ንምንታይ'ዩ ጾታዊ ዓመጽ ከጋጥም እንከሎ ብዙሓት መሰናኽላት ንፍትሒ ዝህልው፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ) 06/05/2021 16:11 ...
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ግብጺን ዑደት ይገብር ኣሎ። (ካብ ሓጸርቲ ጸብጻብ) 05/05/2021 06:07 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ብናጻ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምምሃር ይከኣል’ዩ። (መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 05/05/2021 07:55 ...
'ናይ ሓባር ኢፍጣር ወለዶታት ብሓንሳብ ክንእከብን ሃይማኖትን ባህልን ናብ ዝቕጽል ወለዶ ከነመሓላልፍን ይሕግዘና' - ኣማን ኣሕመድ ጣሃ 04/05/2021 09:57 ...
View More