Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ 'ልኡኻት' ምስ ዝበሎም ሓይልታት ኣብ ሸሞንተ ግንባራት ይዋጋእ ከም ዘሎ ተዛሪቡ።

Source: EBC

ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ 'ልኡኻት' ምስ ዝበሎም ሓይልታት ኣብ ሸሞንተ ግንባራት ይዋጋእ ከም ዘሎ ተዛሪቡ።ምስቶም ለኣኽቶም 'ዝጋፈጠሉ' ጊዜ ውን ርሑቕ ከም ዘይኮነ ገሊጹ ኣሎ።መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰራዊት ኤርትራ ካብ ትግራይ ይወጹ ኣለዉ ክብል ንመግለጺ ሃገራት G-7 መልሲ ሂቡ። ሓደስቲ ኣባላት ሰራዊት ኤርትራ ናብ ትግራይ ይኣትዉ ከም ዘለዉ ድማ እማያት ይዛረቡ።ብዜካ እዚ ኣብ ዞባታት ደቡብን ማእከላይን ትግራይ ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰላማውያን ሰባት ጅሆ ከም ዝተትሓዙ ተሰሚዑ ኣሎ።ኣብ ክልል ሶማል ብዝወረደ ድርቂ ልዕሊ 2 ሚልዮን ህዝቢ ኣብ ሓደጋ ከም ዝወደቐ ሰብ መዚ እቲ ክልል ተዛሪቦም። እታ ክልል ምስ ክልል ዓፋር ብዘለዋ ናይ ግዝኣት ጎንጺ ዘስዓቦ ልውውጥ ተኹሲ ሰባት ከም ዝሞቱ እውን ይሕበር ኣሎ

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ቀዳማይ ሚንስትር ኢትዮጵያ 'ልኡኻት' ምስ ዝበሎም ሓይልታት ኣብ ሸሞንተ ግንባራት ይዋጋእ ከም ዘሎ ተዛሪቡ። 05/04/2021 04:43 ...
ፎረም ውድባት ትግራይ ህወሓት ኣብ መዝገብ ግብረሽበራ ክሰፍር ንዝተወሰነ ውሳኔ ጉልባብ ምጽናት ዓሌት እዩ ብምባል ተቓዊሞም። 10/05/2021 05:54 ...
“ምግማቱ ዘየሸግር ብዙሕ ቁጽሪ ኤርትራዊ ኣብዚ ኲናት ሃሊቑ ኣሎ።” ፕሮ/ ዓወት ተወልደ 09/05/2021 20:40 ...
ንኤርትራውያን ን30 ዓመት ከውርደሎም ዝጸንሐ ግፍዕታት ኣብ ትግራይ ኣብ ትሕቲ 6 ወርሒ ብምፍጻም ንዓለም ኣርእይዋ - ሜሮን እስቲፋኖስ 08/05/2021 25:16 ...
“ኣብ ትግራይ ዘሎ ዉግእ ሓድሕድ ብገለ እንተተወዲኡ፡ ኢትዮጵያ ምስ ሱዳን ዘለዋ ረጽሚ ክገድድ ኢኻ ትጽበዮ።” ፕሮ/ ዓወት ተወልደ 07/05/2021 26:38 ...
መደብ ፍሮንትላይን ፒቢኤስ ሕሱም ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ዝሰነደት ፊልም ኣቕሪባ; ሲድኒ ቀይድታት ኮቪድ ተተኣታቱ 07/05/2021 09:00 ...
ንምንታይ'ዩ ጾታዊ ዓመጽ ከጋጥም እንከሎ ብዙሓት መሰናኽላት ንፍትሒ ዝህልው፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ) 06/05/2021 16:11 ...
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ግብጺን ዑደት ይገብር ኣሎ። (ካብ ሓጸርቲ ጸብጻብ) 05/05/2021 06:07 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ብናጻ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምምሃር ይከኣል’ዩ። (መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 05/05/2021 07:55 ...
'ናይ ሓባር ኢፍጣር ወለዶታት ብሓንሳብ ክንእከብን ሃይማኖትን ባህልን ናብ ዝቕጽል ወለዶ ከነመሓላልፍን ይሕግዘና' - ኣማን ኣሕመድ ጣሃ 04/05/2021 09:57 ...
View More