Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ውግእ ሓይልታት ትግራይን መንግስቲ ኢትዮጵያን ይጽዕቕ ፤ ከተማ ደሴ ጸጥታዊ ኣዋጃት ተስጥም። (ጸብጻብ)

Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ሓላፊ ፈጻሚት ስራሕ እቲ ብመንግስቲ ኢትዮጵያ ቆይሙ ዝነበረ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ካብታ ሃገር ወጺኡ ዕቝባ ከም ዝሓተተ ተዛሪቡ።ንትግራይ ሓዊስካ 3 ሚልዮን ዶላር ንዝተጸገሙ ሰባት ዝሃበ ስነጥበባዊ ኣቤል ተስፋይ 'ዘዊክንድ' ኣምባሳደር ሰናይ ግብሪ ትካል መግቢ ዓለም ኮይኑ። ኣብ ኢትዮጵያ መበል 11 ክልላዊ መንግስቲ ዘመስርት ህዝበ ውሳኔ ተረኺቡ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ውግእ ሓይልታት ትግራይን መንግስቲ ኢትዮጵያን ይጽዕቕ ፤ ከተማ ደሴ ጸጥታዊ ኣዋጃት ተስጥም። (ጸብጻብ) 11/10/2021 06:17 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (29 ሕዳር 2021) 29/11/2021 15:55 ...
ብሰንኪ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኩናት ልዕሊ 9.4 ሚልዮን ሰባት ተጸበይቲ ሓገዝ ከም ዝኾኑ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። (ሓጸርቲ ጸብጻብ) 29/11/2021 07:33 ...
5 ኤርትራውያን ንስልማት ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ተሓጽዮም፣ ሃይለን ፈይሳን ክሳብ ኲናት ክንኣቱ ኢና ይብሉ 29/11/2021 10:36 ...
ብዙሓት ሃገራት ብስንኪ ተፈጢሩ ዘሎ ሓድሽ ዓሌት ቫይረስ ን ሃገራት ደቡባዊ ኣፍሪቃ ዶባተን ይዓጽዋ። 28/11/2021 08:59 ...
ለውጢ ክሊማን ተተካኢ ጸዓትን፡ ምስ ዶ/ር ሳላሕ ጅምዕ ን ዶ/ር ትኳቦን ተ/ሚካኤል 27/11/2021 28:35 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (25 ሕዳር 2021) 25/11/2021 17:21 ...
“12 መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ ስጉምቲ ተወሲዱዎም፡ ም/ቀ ሚ/ር ደመቀ መኮነን ሓላፍነት ቀ/ይ ሚንስትር ተረኪቡ” ወሃቢ ቃል መንግስቲ ኢትዮጵያ 25/11/2021 10:10 ...
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣውስትራሊያዊያን ብዘይ ወዓል ሕደር ካብታ ሃገር ክወጹ፡ ሚ/ሪ ወጻኢ ኣውስትራሊያ ኣተሓሳሲቡ 25/11/2021 01:34 ...
ካብ ፈረንሳ ናብ እንግሊዝ ብጃልባ ዝሰግሩ ዝነበሩ ስደተኛታት ጃልባኦም ብምጥሓላ ልዕሊ 30 ሰባት ሞይቶም። (ጸብጻብ) 25/11/2021 08:32 ...
View More