Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ትካል ጥዕና ዓለም ብውግእ ኣብ ሓደጋ ንዝወደቑ ሚልዮናት ሰባት ንምድሓን ኩሉ ዝከኣሎ ከም ዝገብር ዋ/ዳ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተዛሪቡ።

Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኤርትራ ካብ 2022 ክሳብ 2026 ዓ.ም ዝህልዋ ጥቕሉል ፍርያት ሃገራዊ ዕቤት ( GDP) 4.8% ከኸውን ዝኣመተ ትካል ገንዘብ ዓለም (IMF) ናይ ኢትዮጵያ ንምእማት ተጸጊመ ክብል ፍሊጡ። መራሕቲ ፖለትካን ሰራዊትን ትግራይ ኣብቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ መሻርኽቱ ዝኸፈቶ ሓዱሽ መጥቃዕቲ ዓብላሊ ዓወት ከም ዘመዝገቡ ይገልጹ። ፕረዚደንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን ንፕረዚደንት ኬንያ ኡሁሩ ኬንያታ ካብ መራሕቲ ኣፍሪካ ንፈለማ እዋን ኣብ ጻዕዳ ቤተመንግስቲ ኣሜሪካ ከዘራርቡ ወጢኖም። ኣብ ምብራቕ ወለጋ ኣብ ሞንጎ ኣምሓራን ኦሮሞን ሲቪላዊ ተጻብኦታት ከም ዝተወለዐ ይግለጽ።ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ትካል ጥዕና ዓለም ብውግእ ኣብ ሓደጋ ንዝወደቑ ሚልዮናት ሰባት ንምድሓን ኩሉ ዝከኣሎ ከም ዝገብር ዋ/ዳ ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ተዛሪቡ። 14/10/2021 08:34 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (2 ታሕሳስ 2021) 02/12/2021 15:45 ...
ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝተመንዝዑ ቦታታት ኣብ ኣርባዕተ ግንባራት ከምዝመለሰ ገሊጹ፤ ሰራዊት ትግራይ ብወገኑ ናይ ቦታን ኣንፈት መጥቃዕትን ለውጢ ከም ዝገበረ ኣፍሊጡ። 02/12/2021 08:48 ...
ናብ ኣውስትራሊያ ክት ኣትዉ’ከለኹም ዝሓዝኩሞ ከተፍልጡ ንምንታይ የድሊ፡ ክኣትዉ ዝፍቀዱን ዘይፍቀዱን ነገራት’ከ ኣየኖይ’ዮም? ( ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 01/12/2021 12:02 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (29 ሕዳር 2021) 29/11/2021 15:55 ...
ብሰንኪ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኩናት ልዕሊ 9.4 ሚልዮን ሰባት ተጸበይቲ ሓገዝ ከም ዝኾኑ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። (ሓጸርቲ ጸብጻብ) 29/11/2021 07:33 ...
5 ኤርትራውያን ንስልማት ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ተሓጽዮም፣ ሃይለን ፈይሳን ክሳብ ኲናት ክንኣቱ ኢና ይብሉ 29/11/2021 10:36 ...
ብዙሓት ሃገራት ብስንኪ ተፈጢሩ ዘሎ ሓድሽ ዓሌት ቫይረስ ን ሃገራት ደቡባዊ ኣፍሪቃ ዶባተን ይዓጽዋ። 28/11/2021 08:59 ...
ለውጢ ክሊማን ተተካኢ ጸዓትን፡ ምስ ዶ/ር ሳላሕ ጅምዕ ን ዶ/ር ትኳቦን ተ/ሚካኤል 27/11/2021 28:35 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (25 ሕዳር 2021) 25/11/2021 17:21 ...
View More