Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

መንግስቲ ክ/ትግራይ: ክወስዶ'የ ዝብሎ ስጉምቲ ንዘውርዶ ሳዕቤን ተሓተትቲ ቀ/ሚ ኣብይን መሻርኽቱን እዮም ይብል

Source: Getty Images

ሓጸርቲ ጸብጻባት፥ ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ቦረና ብዘሎ ድርቂ ልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ህዝቢ ንሓደጋ ከም ዝተቓለዐን ፤ ኣስታት ሸሞንተ ሽሕ ከብቲ ከም ዝሞታን ተሰሚዑ።ዕድመ ስርዓት 'ውልቀመላኺ' ናይ ዝበሎ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ' ከም ዘሕጽር'ውን ይሕነ። መራሕቲ ኤርትራ: "ኣብ ዝኮነ ግዜን ሰዓትን ስጉምቲ ካብ ምዉሳድ ደው ዘብለና ሓይሊ የለን።" ይብሉ። ዝብሉን ካልእን ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና። መንግስቲ ትግራይ: ክወስዶ'የ ዝብሎ ስጉምቲ ንዘውርዶ ሳዕቤን ተሓተትቲ ቀ/ሚ ኣብይን መሻርኽቱን እዮም ይብል

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
መንግስቲ ክ/ትግራይ: ክወስዶ'የ ዝብሎ ስጉምቲ ንዘውርዶ ሳዕቤን ተሓተትቲ ቀ/ሚ ኣብይን መሻርኽቱን እዮም ይብል 18/10/2021 07:31 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (2 ታሕሳስ 2021) 02/12/2021 15:45 ...
ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝተመንዝዑ ቦታታት ኣብ ኣርባዕተ ግንባራት ከምዝመለሰ ገሊጹ፤ ሰራዊት ትግራይ ብወገኑ ናይ ቦታን ኣንፈት መጥቃዕትን ለውጢ ከም ዝገበረ ኣፍሊጡ። 02/12/2021 08:48 ...
ናብ ኣውስትራሊያ ክት ኣትዉ’ከለኹም ዝሓዝኩሞ ከተፍልጡ ንምንታይ የድሊ፡ ክኣትዉ ዝፍቀዱን ዘይፍቀዱን ነገራት’ከ ኣየኖይ’ዮም? ( ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 01/12/2021 12:02 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (29 ሕዳር 2021) 29/11/2021 15:55 ...
ብሰንኪ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኩናት ልዕሊ 9.4 ሚልዮን ሰባት ተጸበይቲ ሓገዝ ከም ዝኾኑ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። (ሓጸርቲ ጸብጻብ) 29/11/2021 07:33 ...
5 ኤርትራውያን ንስልማት ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ተሓጽዮም፣ ሃይለን ፈይሳን ክሳብ ኲናት ክንኣቱ ኢና ይብሉ 29/11/2021 10:36 ...
ብዙሓት ሃገራት ብስንኪ ተፈጢሩ ዘሎ ሓድሽ ዓሌት ቫይረስ ን ሃገራት ደቡባዊ ኣፍሪቃ ዶባተን ይዓጽዋ። 28/11/2021 08:59 ...
ለውጢ ክሊማን ተተካኢ ጸዓትን፡ ምስ ዶ/ር ሳላሕ ጅምዕ ን ዶ/ር ትኳቦን ተ/ሚካኤል 27/11/2021 28:35 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (25 ሕዳር 2021) 25/11/2021 17:21 ...
View More