Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

"ሰራዊት ትግራይ ንወተሃደራዊ ስርሒታት ኣገደስቲ ዝኾና ክልተ ከተማታት ብምቁጽጻር ንደሴን ኮምበልቻን ኣብ ትሕቲ ናይ መድፍዕ ርሕቀት ኣእትዩወን'ሎ"ጌታቸው ረዳ

Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ውድብ ሕቡራት ሃገራት: ኣብ መቐለ ብዝተፈጸመ ደብዳብ ነፈርቲ ፤ ህጻናትን ደቂኣንስትዮን ዝርከቡዎም ሲቪላት ግዳያት ከም ዝኾኑ ኣፍሊጡ። ብኤርትራዊ ዝውነን ትካል ጉጅለ Constructionንን ልምዓትን $8,000 ዶላር ዝግመት ቦንድ ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ዓዲጉ ተባሂሉ። ኣብ ክልል ኦሮምያ ኣብ ዞባታት ምብራቕ ወለጋን ሆሮ ጉድሩን፡ ዘሎ መጥቃዕቲ ናብ ማሕበረሰባዊ ጎንጺ ከይላባዕ ሓይልታት ፀጥታ ክዋፈሩሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት እታ ሃገር ሓቲቱ። ሰራዊት ትግራይ ንወተሃደራዊ ስርሒታት ኣገደስቲ ዝኾና ክልተ ከተማታት ብምቁጽጻር "ንደሴን ኮምበልቻን ኣብ ትሕቲ ናይ መድፍዕ ርሕቀት ኣእትዩወን'ሎ" ክብል ወሃቢ ቃል ህወሓት ኣቶ ጌታቸው ረዳ ገሊጹ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
"ሰራዊት ትግራይ ንወተሃደራዊ ስርሒታት ኣገደስቲ ዝኾና ክልተ ከተማታት ብምቁጽጻር ንደሴን ኮምበልቻን ኣብ ትሕቲ ናይ መድፍዕ ርሕቀት ኣእትዩወን'ሎ"ጌታቸው ረዳ 21/10/2021 05:38 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (29 ሕዳር 2021) 29/11/2021 15:55 ...
ብሰንኪ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝካየድ ዘሎ ኩናት ልዕሊ 9.4 ሚልዮን ሰባት ተጸበይቲ ሓገዝ ከም ዝኾኑ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ገሊጹ። (ሓጸርቲ ጸብጻብ) 29/11/2021 07:33 ...
5 ኤርትራውያን ንስልማት ኣፍሪቃዊ ተቐዳዳማይ ተሓጽዮም፣ ሃይለን ፈይሳን ክሳብ ኲናት ክንኣቱ ኢና ይብሉ 29/11/2021 10:36 ...
ብዙሓት ሃገራት ብስንኪ ተፈጢሩ ዘሎ ሓድሽ ዓሌት ቫይረስ ን ሃገራት ደቡባዊ ኣፍሪቃ ዶባተን ይዓጽዋ። 28/11/2021 08:59 ...
ለውጢ ክሊማን ተተካኢ ጸዓትን፡ ምስ ዶ/ር ሳላሕ ጅምዕ ን ዶ/ር ትኳቦን ተ/ሚካኤል 27/11/2021 28:35 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ (25 ሕዳር 2021) 25/11/2021 17:21 ...
“12 መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ ስጉምቲ ተወሲዱዎም፡ ም/ቀ ሚ/ር ደመቀ መኮነን ሓላፍነት ቀ/ይ ሚንስትር ተረኪቡ” ወሃቢ ቃል መንግስቲ ኢትዮጵያ 25/11/2021 10:10 ...
ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከቡ ኣውስትራሊያዊያን ብዘይ ወዓል ሕደር ካብታ ሃገር ክወጹ፡ ሚ/ሪ ወጻኢ ኣውስትራሊያ ኣተሓሳሲቡ 25/11/2021 01:34 ...
ካብ ፈረንሳ ናብ እንግሊዝ ብጃልባ ዝሰግሩ ዝነበሩ ስደተኛታት ጃልባኦም ብምጥሓላ ልዕሊ 30 ሰባት ሞይቶም። (ጸብጻብ) 25/11/2021 08:32 ...
View More