Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

“12 መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ ስጉምቲ ተወሲዱዎም፡ ም/ቀ ሚ/ር ደመቀ መኮነን ሓላፍነት ቀ/ይ ሚንስትር ተረኪቡ” ወሃቢ ቃል መንግስቲ ኢትዮጵያ

Source: Getty Images

ምምሕዳር ናይታ ካብ ኣዲስኣበባ ኣብ 130 ኪ.ሜ ርሕቐት ትርከብ ከተማ ደብረብርሃን: ታሴራ ዘይብሉ ሰብ ከይንቀሳቐስ ከም ዝኸልከለ ገሊጹ። ማእከላይ ኮማንድ ሰራዊት ትግራይ ብግዲኡ ሰራዊቱ ናብ ከተማ ደብረብርሃን ይጽጋዕ ከም ዘሎ ብምግላጽ ህዝቢ እታ ከተማ ተወዲቡ ንብረቱ ክሕሉ ፀዊዑ። ኣሜሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ራዕዳዊ መጥቃዕቲ ክፍጸም ይኽእል እዩ ክትብል ኣጠንቂቓ ፤ መንግስቲ ኢትዮጵያ ግን ነቲ ሓበሬታ ነጺጉዎ። ብሰንኪ ደብዳብ ነፈርቲ ንልዕሊ ሓደ ወርሒ ተቛሪፁ ዝነበረ በረራ ነፈርቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ናብ መቐለ ዳግማይ ተጀሚሩ ተባሂሉ። ቀዳማይ ሚንስተር ሶማልያ መሓመድ ሑሴን ሮብለ፡ ብሰንኪ ሕጽረት ዝናብ ዘጋጠመ ድርቂ ንምምካት ኣዋጅ ህጹጽ እዋን ኣንቢሩ።ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
“12 መራሕቲ ሰራዊት ትግራይ ስጉምቲ ተወሲዱዎም፡ ም/ቀ ሚ/ር ደመቀ መኮነን ሓላፍነት ቀ/ይ ሚንስትር ተረኪቡ” ወሃቢ ቃል መንግስቲ ኢትዮጵያ 25/11/2021 10:10 ...
'ኣብ ኢትዮጵያ ጭቡጥ ዝኾነ ጻዕሪ ንምምጻእ ሰላም ምህላው' ንዋና ጸሓፊ ው. ሕ. ሃ. ኣሐጒሱ 20/01/2022 10:50 ...
በዓል ጥምቀት ኣብ ኣስመራ መምርሒታት ኮቪድ ብምኽታል ኣብ መቐለ ኸኣ ብስግኣት መጥቃዕቲ ድሮን ታቦት ከይወጸ ተኸቢሩ 20/01/2022 06:03 ...
'ካብ ጸገም ኮቪድ ዝወጸት ሃገር የላን፡ እተን ትሑት መጠን ክታበት ዘለወን ግን ዝያዳ የሻቕላኒ' ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም 20/01/2022 08:18 ...
ክታበት ዘይድግፍ ኖቫክ ጆኮቪች ዓዱ ብድሙቕ ትቕበሎ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ግን ናቱ ገዲፉስ... ተባሂሉ ይውቀስ 19/01/2022 13:10 ...
“እቲ ህዝቢ ገንዘቡ ኣብ ምንታይ መዓላ ከምዝወዓለ ንምፍላጥ ናይ ምሕታት ባህሊ ከማዕብል ኣለዎ።” መም ዮሴፍ ወርቀ 18/01/2022 11:34 ...
ዋጋታት መመርመሪ ኮቪድ ዝወሰኹ ክሕተቱ'ዮም፤ ጆኮቪች ኣውስትራልያ ጠሪዛቶ፤ ትግራይ ናይ ሰሙን ቀረብ መድናሂት ሕማም ሽኮር ጥራይ ተሪፉዋ 18/01/2022 11:34 ...
ትግራይ ሃገር ክትከውን ብቅሉዕ ዝጠለባ ክልተ ፖለቲካዊ ሰልፍታት ትግራይ ናህሪ ቃልሲ ንምቅልጣፍ መሰጋገሪ መንግስቲ ክምስረት ሓቲተን 17/01/2022 07:43 ...
ቢንያም ግርማይ ኣንፈቱ ናብ ጂሮ ድ'ኢታልያ ኣቕኒዑ፣ ኢትዮጵያ ናብ ዝቕጽል ዙር ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ ምሕላፍ ዕድላ ኣብቂዑ 17/01/2022 12:04 ...
ሰራሕተኛታት መእለዪ ኣረጋውያን ብኮቪድ-19 ድሕሪ ምልካፎም ናብ ስራሕ ዝምለስሉ ግዜ ስለዝሓጸረ ኣብ ድሕነት ኣረጋውያን ፍርሒ ፈጢሩ 17/01/2022 08:24 ...
View More