ዓበይቲ ዓዲ: ከረዩ - ኦሮሞ ብ"ኦነግ ሸኔ" ተቐቲሎም ንዝብል መግለጺ መንግስቲ፤ ቀተልቶም ወተሃደራት መንግስቲ እዮም ዝብል ተቓውሞ ስድራቤት ግዳያት ገጢምዎ። ኣዛዚ ሰራዊት ሱዳን ዓብደልፋታሕ ኣልቡርሃን ግደ ሰራዊት ኣብ ፖለቲካዊ ጉዳይ እታ ሃገር ድሕሪ ሓደ ዓመት ከም ዘብቅዕ ተዛሪቦም።
ኣብ ኢትዮጵያ ብዝቕጽል ዘሎ ኩናት ልዕሊ 45 ሽሕ መማህራንን ልዕሊ 1.2 ሚልዮን ተምሃሮን ካብ መኣዲ ትምህርቲ ከም ዝቦኸሩ ተገሊጹ። (ካብ ጸብጻባት)
Source: Getty Images