መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብዚ ዓመት መረጻ እንተዘይጌሩ መንግስቲ ክልል ትግራይ ካል እ ኣማራጺ ክወስድ ምዃኑ ጋዜጣ ወይን ኣፍሊጡ፡፤ኣብ ኤርትራ ብሓደ ኣህጉራዊ ገባር ሰናይ ናይ ዓይኒ ሕክምና ይግበር ኣሎ።ኣብ ደቡብ ክልል ሲዳማ ክልል ክኸውን ኣብ ዝግበር ረፈረንደም ንምስታፍ ዝተመዝገበ ብዝሒ ህዝቢ ል ዕሊ ትጽቢት ከምዝኾነ ተፈሊጡ፡፤ኣንጻር ሓላፊ ሃገራዊ ድሕነት ኢትዮጵያ ዝነበረ ጌታቸው ኣሰፋ ንምኽሳስ 30 መሰኻኽር ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ምስክርነቶም ክህቡ ተጸዊዖም፡፤
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ