Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

“ቀዳማይ ምዕራፍ ወተሃደራዊ ወፍሪ ኣዐዊትና ካብ ግንባር ናብ ቤ/ጽ ተመሊሰ” ቀ/ሚ ኣብይ። “ሰራዊትና ንጸላኢ ብዝበለጸ ንምድምሳስ ዘኽእሎ ምትዕርራይ ጌሩ።” ጌታቸው ረዳ

Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣብ ኤርትራ ማእከል ምክልኻል ኮቪድ 19 ንምድንፋዕ ልዕሊ 1.2 ሚልዮን ዶላር ኣመሪካ ከም ዝተወፈየ ሚንስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ንሱዳን ከይሓወሱ ምስ ካልኦት ጎረባብቲ ሃገራት ናይ ስልኪ ምይይጥ ከም ዘካየደ ይገልጹ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፍሪ ፌልትማን ናብ ሃገራት ቱርኪ፣ ግብጽን ዓረብ ኢመሬትስን ኣብ ጉዳይ ኩናት ኢትዮጵያ ወድሃበ ምይይጥ ንምስላጥ ይውጥን። መንግስቲ ኢትዮጵያ ክልተ ጋዜጠኛታት ቴሌቪዥን ኢትዮጵያ ( )ኢቢሲ) ዝርከቡዎም ሰብሞያ ማዕከናት ዜና ከም ዝኣሰረ ኣብዚ ሰሙን ተገሊጹ። ኣብ ዝመጽእ ዓመት 38 ሚልዮን ዝኸውን ህዝቢ ዞባ ሳሕልን ምዕራብ ኣፍሪቃን ሕጽረት መግቢ ከጋጥሞ ይኽእል እዩ ተባሂሉ። ዝብሉ ጸብጻብ ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
“ቀዳማይ ምዕራፍ ወተሃደራዊ ወፍሪ ኣዐዊትና ካብ ግንባር ናብ ቤ/ጽ ተመሊሰ” ቀ/ሚ ኣብይ። “ሰራዊትና ንጸላኢ ብዝበለጸ ንምድምሳስ ዘኽእሎ ምትዕርራይ ጌሩ።” ጌታቸው ረዳ 09/12/2021 07:00 ...
ቢንያም ግርማይ ንደቂ ጋንትኡ፣ ሰራሕተኛታትን ደገፍቱን ኣመስጊኑ ኣብ ቀረባ ግዜ የራኽበና ይብል 24/05/2022 09:57 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (23 ግንቦት 2022) 23/05/2022 53:10 ...
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት መዝነት ፍሉይ ተኸታታሊ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ክናዋሕ ተሓቲቱ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 23/05/2022 05:38 ...
ካብዚ ሓድሽ ተመሪጹ ዘሎ መንግስቲ ማሕበረሰብና እንታይ'ዩ ክረብሕ፧ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ 23/05/2022 16:15 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (19 ግንቦት 2022) 19/05/2022 56:51 ...
ኢትዮጵያ ንውዕል ኣልጀርስ ቀጻሊ ረብሓታት ንከውሕስ ዳግም ትፍትሾ ከም ዘላ ም/ቀ ሚንስተርን ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ደመቀ መኮነን ተዛሪቡ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 19/05/2022 07:04 ...
"ወያነ ንኲናት ኣንቂዶም ኣለዉ" መንግስቲ ኤርትራ “ኩሉ ግዝኣት ትግራይ ብሰላም ወይ ብኻልእ ሓራ ከይወጸ ጠጠው ዝብል ነገር የለን።” ጌታቸው ረዳ 18/05/2022 02:42 ...
ናይ ካልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ምምራጽ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ ) 18/05/2022 09:40 ...
ምርጫ 2022: ሰልፊ ግሪንስ 18/05/2022 07:46 ...
View More