Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ኢትዮጵያ: ኣብ 2021 ብሰብኣዊ ሓደጋ ካብ ኣፍጋኒስታን ቀጺላ ኣብ ዓለም ብካልኣይ ደረጃ ከም ዝተሰርዐት ኮሚቴ ምክልኻል ሓደጋ ዓለም ኣፍሊጡ።(ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

Source: Getty Images

ካልኦት ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣብ ትግራይ ዛጊት ብዝተገብረ መጽናዕቲ ኣብ ኣስታት 260 ቦታታት ጅምላዊ ህልቂት ከም ዝተፈጸመ ዩኒቨርሲቲ መቐለን ፤ ትካል ስቪላዊ ማሕበራት ትግራይን ገሊጾም። መንግስቲ ኢትዮጵያ: በዓል ኣሸንዳ: ብሽም ክልላት ኣምሓራን ትግራይን ኣብ ዘይድህሰሱ ሓድግታት ዩኔስኮ ንምምዝጋብ ዝተገበሮ ጻዕሪ ረቑሓታት ብዘይምምልኦም ከይተመዝገበ ተሪፉ ተባሂሉ። ሱዳን: ሰራዊታ ናብ መዋሰኒ እቲ ምስ ኢትዮጵያ ዘዋጥጣ መሬት ኣልፋሽጋ ከም ዘጸገዐት ተሓቢሩ። መንግስቲ ኢትዮጵያ: ምስ ኣባላት ናይቲ ኣሸባሪ ኢሉ ዝጽውዖ ሰራዊት ናጽነት ኦሮሞ ቃለመሕትት ኣካይዶም ንዝበሎም ሰለስተ ጋዜጠኛታት ኣሶሸይትድ ፕረስ ከም ዝኣሰረ ኣፍሊጡ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኢትዮጵያ: ኣብ 2021 ብሰብኣዊ ሓደጋ ካብ ኣፍጋኒስታን ቀጺላ ኣብ ዓለም ብካልኣይ ደረጃ ከም ዝተሰርዐት ኮሚቴ ምክልኻል ሓደጋ ዓለም ኣፍሊጡ።(ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 16/12/2021 08:39 ...
ናይ ደቀባት ፕሮቶኮል ንምንታይ እዩ ንኹሉ ዘድሊ፡ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ 25/05/2022 09:21 ...
"መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ኣፍሪቃ ዞባውን ክፍለዞባውን ጥምረት ክህሉ ን30 ዓመታት ከይተሓለለ ሰሪሑ'ዩ።" ፕ/ኢሳያስ ኣፈወርቂ 25/05/2022 07:17 ...
ቢንያም ግርማይ ንደቂ ጋንትኡ፣ ሰራሕተኛታትን ደገፍቱን ኣመስጊኑ ኣብ ቀረባ ግዜ የራኽበና ይብል 24/05/2022 09:57 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (23 ግንቦት 2022) 23/05/2022 53:10 ...
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት መዝነት ፍሉይ ተኸታታሊ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ክናዋሕ ተሓቲቱ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 23/05/2022 05:38 ...
ካብዚ ሓድሽ ተመሪጹ ዘሎ መንግስቲ ማሕበረሰብና እንታይ'ዩ ክረብሕ፧ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ 23/05/2022 16:15 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (19 ግንቦት 2022) 19/05/2022 56:51 ...
ኢትዮጵያ ንውዕል ኣልጀርስ ቀጻሊ ረብሓታት ንከውሕስ ዳግም ትፍትሾ ከም ዘላ ም/ቀ ሚንስተርን ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ደመቀ መኮነን ተዛሪቡ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 19/05/2022 07:04 ...
"ወያነ ንኲናት ኣንቂዶም ኣለዉ" መንግስቲ ኤርትራ “ኩሉ ግዝኣት ትግራይ ብሰላም ወይ ብኻልእ ሓራ ከይወጸ ጠጠው ዝብል ነገር የለን።” ጌታቸው ረዳ 18/05/2022 02:42 ...
View More