Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ኣብ ኤርትራ ከባቢ ሕምብርቲ ንኡስ ዞባ ጋላ-ነፍሒ ብልዕሊ 14 ሚልዮን ናቕፋ ዝተሃንጸ ፕሮጀክት መስኖ ተመሪቑ። (ካብ ጸብጻብ)

Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ኣብ ኢትዮጵያ ቁጽሪ ብሰብ ስራሕን ብተፈጥሮኣዊ ሓደጋን ተጸበይቲ ረድኤት ዝኾኑ ሰባት ኣስታት 22 ሚልዮን ከም ዝበጸሐ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ውግእ ምስ ትግራይ ከም ዝቕጽል ገሊጹ። ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዘንበረቶ ማዕቀብ መሸጣ ኣጽዋር ብመሸጣ ድሮናት ቱርኪ ይጠሓስ ኣሎ ክትብል ከሲሳ። ብካልእ ወገን: "ቅድመ መጠንቀቕታ ዘይብሉ ምንቁልቋል ውሕስነት ፀጥታ" ብምስጋእ ዜጋታቱ ካብ ኢትዮጵያ ብህጹጽ ክወጹ ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብታ ሃገር ዳግማይ ጸዊዑ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣላማጣ ንሰለስተ ተኸታተልቲ መዓልታት ብዝፈጸሞ መጥቃዕቲ ድሮንን ነፈርትን ብውሑዱ 42 ሰባት ክቕተሉ እንከለዉ ልዕሊ 150 ሰባት ከም ዝቖሰሉ ተሓቢሩ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ቀሪቡ ኣሎ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣብ ኤርትራ ከባቢ ሕምብርቲ ንኡስ ዞባ ጋላ-ነፍሒ ብልዕሊ 14 ሚልዮን ናቕፋ ዝተሃንጸ ፕሮጀክት መስኖ ተመሪቑ። (ካብ ጸብጻብ) 23/12/2021 07:39 ...
ናይ ደቀባት ፕሮቶኮል ንምንታይ እዩ ንኹሉ ዘድሊ፡ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ 25/05/2022 09:21 ...
"መንግስቲ ኤርትራ፡ ኣብ ኣፍሪቃ ዞባውን ክፍለዞባውን ጥምረት ክህሉ ን30 ዓመታት ከይተሓለለ ሰሪሑ'ዩ።" ፕ/ኢሳያስ ኣፈወርቂ 25/05/2022 07:17 ...
ቢንያም ግርማይ ንደቂ ጋንትኡ፣ ሰራሕተኛታትን ደገፍቱን ኣመስጊኑ ኣብ ቀረባ ግዜ የራኽበና ይብል 24/05/2022 09:57 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (23 ግንቦት 2022) 23/05/2022 53:10 ...
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት መዝነት ፍሉይ ተኸታታሊ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ክናዋሕ ተሓቲቱ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 23/05/2022 05:38 ...
ካብዚ ሓድሽ ተመሪጹ ዘሎ መንግስቲ ማሕበረሰብና እንታይ'ዩ ክረብሕ፧ ዝርርብ ምስ ዶ/ር ብርሃን ኣሕመድ 23/05/2022 16:15 ...
ቀጥታ ፈነወ SBS ትግርኛ (19 ግንቦት 2022) 19/05/2022 56:51 ...
ኢትዮጵያ ንውዕል ኣልጀርስ ቀጻሊ ረብሓታት ንከውሕስ ዳግም ትፍትሾ ከም ዘላ ም/ቀ ሚንስተርን ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ደመቀ መኮነን ተዛሪቡ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 19/05/2022 07:04 ...
"ወያነ ንኲናት ኣንቂዶም ኣለዉ" መንግስቲ ኤርትራ “ኩሉ ግዝኣት ትግራይ ብሰላም ወይ ብኻልእ ሓራ ከይወጸ ጠጠው ዝብል ነገር የለን።” ጌታቸው ረዳ 18/05/2022 02:42 ...
View More