*ቁጠባ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ዕዳ ወጻኢ ኣብ ከቢድ ሓደጋ ወዲቑ ተባሂሉ። *ኣብ ኢትዮጵያ ዝዋግኡ ዘለዉ ሓይልታት ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ክፍጽሙሉ ዝኽእሉ ወርቃዊ ዕድል ሕጂ ከም ዝኾነ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፍሪ ፌልትማን ተዛሪቡ። *ኣብ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝርከቡ ልዕሊ 71 ሽሕ ስደተኛታት እቶም 92% ኤርትራውያን እዮም ተባሂሉ።። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብ’ዩ።
"ኣብ ኢትዮጵያ ዝዋግኡ ዘለዉ ሓይልታት ስምምዕ ተኹሲ ደው ምባል ክፍጽሙሉ ዝኽእሉ ወርቃዊ ዕድል ሕጂ'ዩ።" ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጀፍሪ ፌልትማን
Source: