Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ኣብ ኤርትራ ደብዳብ ነፋሪት ክፍጽም ተወቒዑ ተማሪኹ ግን ሃለዋቱ ንዝጠፍአ ኢትዮጵያዊ ፖይለት ሓወልቲ ቆይሙሉ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

Source: Getty Images

ኣርእስታት ጸብጻብ፥መራሕቲ ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ኣኼባ ናይቲ ሕብረት ንምስታፍ ኣዲስ ኣበባ ይኣትዉ ኣለዉ። ኤርትራ ኣብ 2021 ልዕሊ ሰለስተ ሚልዮን ፈልስታት ኣግራብ ከም ዝተኸለት ኣፍሊጣ። ኣብ መዳጎኒ ቦታታት ስዑዲ ዓረብ ዝሳቐዩ ንዘለዉ ኢትዮጵያን መዋጽኦ ዝኾኑ ተስፋታት ከም ዘለዉ ተሰሚዑ። ኣብ ኤርትራ ደብዳብ ነፋሪት ክፍጽም ተወቒዑ ተማሪኹ ግን ሃለዋቱ ንዝጠፍአ ኢትዮጵያዊ ፖይለት ሓወልቲ ቆይሙሉ። ። ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ሓጸርቲ ጸብጻባት ልኡኽና ክቐርብዩ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣብ ኤርትራ ደብዳብ ነፋሪት ክፍጽም ተወቒዑ ተማሪኹ ግን ሃለዋቱ ንዝጠፍአ ኢትዮጵያዊ ፖይለት ሓወልቲ ቆይሙሉ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 31/01/2022 05:17 ...
ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (27 ሰነ 2022) 27/06/2022 55:01 ...
መርሃዊ ቅዱስ ሻምፒዮን ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ኮይኑ፣ ደቀንስትዮ መንእሰያት ሕርይቲ ጋንታ ክሳብ ሕጂ ኣብ ኡጋንዳ ይሕብኣ 27/06/2022 10:29 ...
ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፡ 170 ኪ.ሜ ዶብ ኢትዮጵያ ጥሒሶም መደበር ዕደና ወርቂ ከምዝተቘጻጸሩ ተገሊጹ። (ጸብጻብ) 27/06/2022 09:38 ...
ኣብ ድሮ ዋዕላ G7; ዋና ከተማ ዩክሬን ኬቭ ብሚሳይላት ትድብደብ.... 27/06/2022 04:43 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
View More