Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ብተኸታተልቲ ዕልዋ መንግስታት ዝተዓጀበ ኣኼባ ባይቶ ፈጻሚት ስራሕ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።

Source: Getty Images

መበል 40 ኣኼባ ባይቶ ፈጻሚት ስራሕ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብታ ብኩናት ሕድሕድ ትሕመስ ዘላ ኢትዮጵያ ክሳለጥ ዝጀመረ ኮይኑ ሚኒስትራት ኣባል ሃገራቱን ሓለፍቲ ትካላት ናይቲ ኣህጉርን ተረኺቦምሉ ኣለዉ። ኣብ መእተዊ እቲ ኣኼባ መደረ ዘስምዑ ሊቀመንበር ናይቲ ሕብረት ሙሳ ፋቂ መሃማት- ኣፍሪቃ ብኮቪድ 19 ዝተሃስየ ቁጠባኣ ንምህናጽ 154 ቢልዮን ዶላር ከም ዘድልያ-ዓውዲ ሕርሻ ንምዝማን ይስራሕ ከም ዘሎ- ንጥበብ፣ ባህልን ሓድግን ቆላሕታ ክወሃብ ከም ዝጀመረ፣- ስርዓት ፋይናንስ እቲ ሕብረት ንምምሕያሽ ይጸዓር ከም ዘሎ-ካብ ካልእ ዓለም ዝረኽቦ ረድኤት ንምትካእ ኣባል ሃገራት ክፍሊተን ከሐይላ ይስራሕ ከም ዘሎ ብምግላጽኣብ ኣባል ናይቲ ሕብረት ዝኾና ሃገራት ዝተኻየዱ ዕልዋታት መንግስቲ ህድኣት ናይቲ ኣህጉር ይዘርግ ከም ዘሎ ተዛሪም።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ብተኸታተልቲ ዕልዋ መንግስታት ዝተዓጀበ ኣኼባ ባይቶ ፈጻሚት ስራሕ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። 03/02/2022 09:04 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
"ስዉእ ዶ/ር ኣረጋይ ሃብተ ኣብቲ'ቶም ዝተቐሉ ወልዳይ ግደይን ኪዳነ ክፍሉን ዝተቐብርሉ'ዩ ተቐቢሩ።" ካልኣይ ክፋል ዝርርብ ምስ ተጋ/መስፍን መንግስቱ 21/06/2022 13:25 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (20 ሰነ 2022) 20/06/2022 55:47 ...
ኣብ ኤርትራ ንሰማእታት ጸሎተ ፍትሓትን ደርስን ዱዓን ከም ዝተኻደሎም ተገሊጹ። 20/06/2022 07:26 ...
ኪልያን ምባፐ ብሰንኪ መጠኑ ዝሓለፎ ነቐፌታታትን ዘለፋታትን ካብ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳ ክሰናበት ሓሲቡ፣ ሙሉ ክንፈ ዓወት ኣመዝጊቡ 20/06/2022 10:36 ...
View More