ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኮሚቴ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ: ምምሕዳር ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ስጉምቲ ክወስድ ስልጣን ዝህብ ውሳነ ሂቡ። ኣብ ሞንጎ መራሕቲ ኢትዮጵያ ትግራይን ዝርርብ ሰላም ይቕጽል ከም ዘሎ ምክትል ዋና ጸሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣሚና መሓመድ ተዛሪበን። ሰራዊት ትግራይ መስመር ጁቡቲ ኣዲስ ኣበባ ንምቑራጽ ናብ መስቀላዊ መገዲ ሰርዶ ይግስግስ ኣሎ ክብል መንግስቲ ክልል ዓፋር ከሲሱ። መንግስቲ ክልል ኣምሓራ እሱራት ብሓይሊ ከፍትሑ ምስ ዝተበገሱ ዕጡቓት ፋኖ ብዝተኻየደ ልውውጥ ተኹሲ 16 ሰባት ተቐቲሎም።ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።
ኮሚቴ ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ: ምምሕዳር ኣመሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ተወሳኺ ስጉምቲ ክወስድ ስልጣን ዝህብ ውሳነ ሂቡ። (ካብ ጸብጻብ)
Source: Getty Images