Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ሓይልታት ትግራይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ምስ ገበናት ኩናት ክዳረግ ዝኽእል ግህሰት ፈጺሞም ክብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ጸብጺቡ።

Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣብዪ ኣሕመድ ብራስለስ ኣትዩ። በዓል መዚ ሓለዋ ሓድግታት ኢትዮጵያ እቶም ኣብዚ ቅንያት ካብ ትግራይ ከም ዝተሰርቁ ዝእመነሎም ብኦንላይን ክሽየጡ ዝወጹ ጥንታውያን ሓድግታት ካብ ኤርትራ ዝተሰርቁ ከይኮኑ ኣይተፉን ዝብል መብርሂ ሂቡሎም። መንግስቲ ክልል ኦሮምያ ብሽም ኢትዮጵያዊነት ህዝቢ ምስ ህዝቢ የገራጭዉ ኣለዉ ንዝበሎም ማዕኸናት ዜና ኣጠንቂቑ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ብጉልባብ ህጹጽ እዋን ዝተኣሰሮም ሰባት ክፈትሕ ኣሜሪካ ፀዊዓ። ሓይልታት ኣምሓራ ኣብቲ ክልል ፍሉይ ዞባ ኦሮሞ ንዝነበሩ ሰላማውያን ዜጋታት ብሕቡእ ብኣልማማ ይቕትሉ ከም ዘለዉ ዝገልጽ ጸብጻብ ይቃላሕ ኣሎ።ዝብሉ ኣርእስታት ዝሓዘ ጸብጻብ ልኡኽና ክቐርብ እዩ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ሓይልታት ትግራይ ኣብ ክልል ኣምሓራ ምስ ገበናት ኩናት ክዳረግ ዝኽእል ግህሰት ፈጺሞም ክብል ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ጸብጺቡ። 17/02/2022 09:06 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
"ስዉእ ዶ/ር ኣረጋይ ሃብተ ኣብቲ'ቶም ዝተቐሉ ወልዳይ ግደይን ኪዳነ ክፍሉን ዝተቐብርሉ'ዩ ተቐቢሩ።" ካልኣይ ክፋል ዝርርብ ምስ ተጋ/መስፍን መንግስቱ 21/06/2022 13:25 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (20 ሰነ 2022) 20/06/2022 55:47 ...
ኣብ ኤርትራ ንሰማእታት ጸሎተ ፍትሓትን ደርስን ዱዓን ከም ዝተኻደሎም ተገሊጹ። 20/06/2022 07:26 ...
ኪልያን ምባፐ ብሰንኪ መጠኑ ዝሓለፎ ነቐፌታታትን ዘለፋታትን ካብ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳ ክሰናበት ሓሲቡ፣ ሙሉ ክንፈ ዓወት ኣመዝጊቡ 20/06/2022 10:36 ...
View More