ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንፓርላማ ሃገሩ ካብ ዝበሎ፥ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ሰላም ክመጽእ እንተኾይኑ ፤ ኢትዮጵያ ዘይብሉ ሰላም ንምውሓስ ከቢድ እዩ። ካብቲ 110 ሚልዮን ህዝቢ እቲ 10 ሚልዮን እንተፈሲሱ መከራ ዩ ዝወልድ። ስለዚ ሰላም ዝደሊ ሓይሊ ክተሓባበር ይግብኦ። ዝጠቕሞ ውን ዩ።"ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ንፓርላማ ሃገሩ ካብ ዝሃቦ መብርሂ ዝተወስደ። ዝርርብ ምስ ህወሓት ብዝምልከት"ብኩናት ኮነ ብዝርርብ ዕላማና ኢትዮጵያ ንምድሓን ክሳብ ዝኾነ ስምዒታትና ውሒጥና ምዝርራብ እንተተኻኢሉ ብታሕጓስ ምርኣይ የድሊ እዩ።"
"ኢትዮጵያ ሎሚ ቀይሕ ባሕሪ ትብል ኣላ። ኣይትጠራጠሩ ድሕሪ 10 20 30 ዓመታት ፤ ካብ ርሕቕ ዝበሉ ሃገራትውን ረብሓ ኣለኒ ክትብል እያ። ከምቲ ሕጂ ዝግበር ዘሎ።...
Source: EBC