Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

መራሕቲ ክ/ትግራይን መራሕቲ ፈደ/ኢትዮጵያን ነቲ ህድእ ኢሉ ዝጸንሐ ኩናት ክቕጽሉዎ ቅድመኩነት የቐምጡ ኣለዉ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

Source: Getty Images

ኣርእስተ ዜና፥ቱርኪ ንሰላምን ርግኣትን ኢትዮጵያ ክትሕግዝ ቅርብቲ ከም ዝኾነት ኣፍሊጣ። ዩናይትድ ዓረብ ኤሚረትስ ብወገና 35 ቶን ረድኤት መግቢ ናብ ትግራይ ኣብጺሓ። ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ኣምሓራ ዝነበሩ ብርጋዴር ጀነራል ተፈራ ማሞ ፍሉይ ሓይሊ ናይቲ ክልል ኮነ ተባሂሉ ክብተን ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ከሲሶም። እቶም ኣብዚ ቀረባ እዋን ካብ መዝነቶም ተኣልዮም ካልእ መዝነት ተዋሂቡዎ ዝተሓሰሙ መራሒ ኣብ ውሽጢ ሰራዊት ኢትዮጵያ ደገፍቲ ህወሓት ዝኾኑ ኣዘዝቲ ኣለዉ ኢሎም።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
መራሕቲ ክ/ትግራይን መራሕቲ ፈደ/ኢትዮጵያን ነቲ ህድእ ኢሉ ዝጸንሐ ኩናት ክቕጽሉዎ ቅድመኩነት የቐምጡ ኣለዉ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 28/02/2022 07:07 ...
ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (27 ሰነ 2022) 27/06/2022 55:01 ...
መርሃዊ ቅዱስ ሻምፒዮን ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ኮይኑ፣ ደቀንስትዮ መንእሰያት ሕርይቲ ጋንታ ክሳብ ሕጂ ኣብ ኡጋንዳ ይሕብኣ 27/06/2022 10:29 ...
ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፡ 170 ኪ.ሜ ዶብ ኢትዮጵያ ጥሒሶም መደበር ዕደና ወርቂ ከምዝተቘጻጸሩ ተገሊጹ። (ጸብጻብ) 27/06/2022 09:38 ...
ኣብ ድሮ ዋዕላ G7; ዋና ከተማ ዩክሬን ኬቭ ብሚሳይላት ትድብደብ.... 27/06/2022 04:43 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
View More