Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣሜሪካ ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ ድሮናት ክተዋፍር ምግላጻ ስዒቡ ፤ ኢራንውን ኣብቲ ከባቢ መራኽብ ኲናት ክተዋፍር ከም ዝወጠነት ይግለጽ ኣሎ። (ኣርእስታት ጸብጻብ)

Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና፥ኤርትራ: ወራር ሩስያ ኣብ ዩክረይን ንዝኹንን ውሳነ ሕቡራት ሃገራት ተቓዊማ፤ ኢትዮጵያ ድምጻ ዓቂባ።ኣሜሪካ ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ 100 ድሮናት ክተዋፍር ምግላጻ ስዒቡ ፤ ኢራን ውን ኣብቲ ከባቢ ሰለስተ መራኽብ ኲናት ክተዋፍር ከም ዝወጠነት ይግለጽ ኣሎ።ኢትዮጵያ፣ ነቲ ቅድሚ 6 ዓመታት ዝተዛዘመ መስመር ባቡር ኣዲስ ኣበባ ንኣውሮጳ ክትሸጦ ትሸባሸብ ከም ዘላ ተፈሊጡ።ቤትፍርዲ ገበናት ዝነበራ ጋምቢያዊት ፋቱ ቤንሱዳ ፤ ኣብ ትግራይ ዝተፈጸሙ ገበናት ናይ ዝምርምር ኮሚሽን ሕቡራት ሃገራት ኣዶ መንበር ኮይነን።ኮሚሽን ዕርቀ ሰላም ኢትዮጵያ ብወግዒ ፈሪሱ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣሜሪካ ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ ድሮናት ክተዋፍር ምግላጻ ስዒቡ ፤ ኢራንውን ኣብቲ ከባቢ መራኽብ ኲናት ክተዋፍር ከም ዝወጠነት ይግለጽ ኣሎ። (ኣርእስታት ጸብጻብ) 03/03/2022 09:09 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
"ስዉእ ዶ/ር ኣረጋይ ሃብተ ኣብቲ'ቶም ዝተቐሉ ወልዳይ ግደይን ኪዳነ ክፍሉን ዝተቐብርሉ'ዩ ተቐቢሩ።" ካልኣይ ክፋል ዝርርብ ምስ ተጋ/መስፍን መንግስቱ 21/06/2022 13:25 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (20 ሰነ 2022) 20/06/2022 55:47 ...
ኣብ ኤርትራ ንሰማእታት ጸሎተ ፍትሓትን ደርስን ዱዓን ከም ዝተኻደሎም ተገሊጹ። 20/06/2022 07:26 ...
ኪልያን ምባፐ ብሰንኪ መጠኑ ዝሓለፎ ነቐፌታታትን ዘለፋታትን ካብ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳ ክሰናበት ሓሲቡ፣ ሙሉ ክንፈ ዓወት ኣመዝጊቡ 20/06/2022 10:36 ...
View More