Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

“ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ናብ ነባር ክብሩ ንምምላስ ሓያል ጻዕሪ ይግበር ኣሎ” ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ።

Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና፥ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣቶ ዑስማን ሳልሕ፡ ኤርትራ ምስ ጃፓን ኣብ ልምዓታዊ ንጥፈታት ክትሰርሕ ዘለዋ ቅሩብነት ኣረጋጊጾም። ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ናብ ነባር ክብሩ ንምምላስ ሓያል ጻዕሪ ይግበር ከም ዘሎ ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ናይታ ሃገር ሬር ኣዲሚራል ክንዱ ገዙ ተዛሪቡ። ምቋራጽ ተኹሲ ኩናት ትግራይ ንፖለቲካዊ ሸርሕታት ከይውዕል ጥቡቕ ጥንቃቐ ከም ዝግበር ዶክተር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል ገሊጾም። ሰበስልጣን ግብጺ ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ኤርትራ ምጥራዝ ከቋርጹዎ ተሓላቒ መሰላት ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ጸዊዑ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
“ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ናብ ነባር ክብሩ ንምምላስ ሓያል ጻዕሪ ይግበር ኣሎ” ዋና ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ። 28/03/2022 07:16 ...
ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (27 ሰነ 2022) 27/06/2022 55:01 ...
መርሃዊ ቅዱስ ሻምፒዮን ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ኮይኑ፣ ደቀንስትዮ መንእሰያት ሕርይቲ ጋንታ ክሳብ ሕጂ ኣብ ኡጋንዳ ይሕብኣ 27/06/2022 10:29 ...
ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፡ 170 ኪ.ሜ ዶብ ኢትዮጵያ ጥሒሶም መደበር ዕደና ወርቂ ከምዝተቘጻጸሩ ተገሊጹ። (ጸብጻብ) 27/06/2022 09:38 ...
ኣብ ድሮ ዋዕላ G7; ዋና ከተማ ዩክሬን ኬቭ ብሚሳይላት ትድብደብ.... 27/06/2022 04:43 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
View More