ካልኦት ኣርእስታት ዜና፥ ኢትዮጵያ ዝወጠነቶ ምህናጽ ሓይሊ ባሕሪ ካብ ፈረንሳይ ናብ ሩስያ ተሰጋግሮ ከም ዘላ ተሰሚዑ። ብልጽግና ውሽጣዊ ፍሕፍሑ ህዝብታት ኦሮሞን ኣምሓራን ንምግራጫው ካብ ምድፋእ ክዕቀብ ባልደራስን ኣብንን ዝተብሃሉ ሰልፍታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሓቲቶም።እቲ መግለጺ: መንግስቲ ኦሮምያ ንመንግስቲ ኣምሓራ ዝኸስስ መግለጺ ምስ ኣውጽአ ዝሰዓበ እዩ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ኣብ ምዕራብ ትግራይ ምጥፋእ ዓሌት ዝርከቦም ሰፋሕቲ ግህሰት ሰብኣዊ መሰላት ከም ዝተፈጸሙ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ህዩማን ራይትስ ዎችን ጸብጺቦም። (ካብ ጸብጻብ)
Source: Getty Images