Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

መንግስቲ ፌደራል ንዕጽዋ ትግራይ እንዘይከፊቱ ዝኸፍአ ኣዕናዊ ኲናት ከም ዝህሉ ኢንተርናሽናል ክራስስ ግሩፕ ኣጠንቂቑ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)

Source: Getty Images

ኣርእስታት ዜና መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኣምጻእቲ ኣቑሑት ዋጋ ውሕስነት ኮንተይነራት ብሸውዓተ ዕጽፊ ምውሳኹ ተቓውሞ ኣስዒቡ። ቻይና ኣብ ልዕሊ ሸውዓተ ትካላት ንግዲ ኢትዮጵያ ማዕቀብ ኣንቢራ።ኣብ ቤት ማእሰር ዝርከብን ኣቶ በረከት ስምኦን ምግቢ ናይ ምሕሳም ኣድማ የካይድ ከምዘሎ ተገሊጹ፡፡ መንግስቲ ፌደራል ንዕጽዋ ትግራይ እንዘይከፊቱ ዝኸፍአ ኣዕናዊ ኲናት ከም ዝህሉ ኢንተርናሽናል ክራስስ ግሩፕ ኣጠንቂቑ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
መንግስቲ ፌደራል ንዕጽዋ ትግራይ እንዘይከፊቱ ዝኸፍአ ኣዕናዊ ኲናት ከም ዝህሉ ኢንተርናሽናል ክራስስ ግሩፕ ኣጠንቂቑ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 18/04/2022 12:15 ...
ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (27 ሰነ 2022) 27/06/2022 55:01 ...
መርሃዊ ቅዱስ ሻምፒዮን ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ኮይኑ፣ ደቀንስትዮ መንእሰያት ሕርይቲ ጋንታ ክሳብ ሕጂ ኣብ ኡጋንዳ ይሕብኣ 27/06/2022 10:29 ...
ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፡ 170 ኪ.ሜ ዶብ ኢትዮጵያ ጥሒሶም መደበር ዕደና ወርቂ ከምዝተቘጻጸሩ ተገሊጹ። (ጸብጻብ) 27/06/2022 09:38 ...
ኣብ ድሮ ዋዕላ G7; ዋና ከተማ ዩክሬን ኬቭ ብሚሳይላት ትድብደብ.... 27/06/2022 04:43 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
View More