ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣብ ትግራይ ብውሑዱ 1900 ትሕቲ 5 ዓመት ዝዕድምኦሞ ህጻናት ብሕጽረት መግቢ ከም ዝሞቱ ተገሊጹ። ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሩስያ ሰርጌ ላቭሮቭ ናብ ኤርትራ ናይ ምጋሽ መደብ ከምዘለዎም ተገሊጹ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
“ሰላማዊ ኣማራፂ ምስ ዘይህሉ ትግራይ ሲኦል ክትመስል ዝድርኽ ዕፅዋን ክባን ንምፍንፃሕ ኣማራፂ ክንጥቀም ኢና!!” ፕረ/ ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረጽዮን ገብረሚካኤል
Source: Getty Images