ኣርእስታት ጸብጻብ፥ካብ ግንባራት መኸተ ዝነቐለት ሽግ ናጽነት ኤርትራ፡ ኣብ ሰፈር ልምዓት ድሙቕ ኣቀባብላ ከም ዝተገብረላ ተሓቢሩ። ኤርትራ: ኣብቲ ውዕሊ ዝርከብ ብይን ዶብ ብዘይቅድመ ኩነት ክትግበር ክትሓተሉ ዝጸንሐት ምዃና ይፍለጥ። ኤርትራ፡ ክሳዕ ሕጂ ንህዝባ፡ ክታበት ኮሮናቫይረስ ምሃብ ብዘይምጅማራ ከም ዝተሻቐለ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ንዝሓለፉ ክልተ መዓልታት ካብ ገዝኡ ምስ ወፅአ ዘይተመለሰ ብርጋዴር ጀነራል ተፈራ ማሞ፡ ኣብ ባህርዳር ከም ዝተኣስረ ተፈሊጡ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ኢትዮጵያ ንውዕል ኣልጀርስ ቀጻሊ ረብሓታት ንከውሕስ ዳግም ትፍትሾ ከም ዘላ ም/ቀ ሚንስተርን ሚንስተር ጉዳይ ወጻኢ ደመቀ መኮነን ተዛሪቡ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)
Source: Getty Images