ካብ ጸብጻብ ልኡኽና ፥ መበል 31 ዓመት ጽምብል ናጽነት ኤርትራ ኣብ ኣዲስ ተኸቢሩ። መንግስቲ ትግራይ ዝፈትሖም ወተሃደራት ምሩኻት ኣይኮነን ክብል መንግስቲ ኢትዮጵያ ነጺጉዎም። ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት መዝነት ፍሉይ ተኸታታሊ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ክናዋሕ ተሓቲቱ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት መዝነት ፍሉይ ተኸታታሊ ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኤርትራ ክናዋሕ ተሓቲቱ። (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ)
Source: Getty Images