Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ትግራይ ዝምልከት ኣብ ዓለም ዝቃላሕ ዘሎ ሓበሬታት ኣማሪሩ። (ካብ ጸብጻባት)

Source: EU

ኣርእስታት ጸብጻብ፥ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪቃ ኣብ ትግራይ ዝረኣዮ ኩነታት ዘሻቕል ቅልውላው ክብል ገሊጹዎ።ኣብ ቤን ሻንጉል ብዘሎ ኩነታት ብኣሻሓት ዝቑጸሩ ሰባት ናብ ሱዳን ተሰዲዶም።ኢትዮጵያ ሱዳን ካብቲ ሒዛቶ ዘላ መሬት ከይወጸት ዘተ ኣይገብርን ትብል ሱዳን ካብቲ ኣብ ዶብ ኢትዮጵያን ሱዳን ዝሓዘቶ ከምዘይትወጽእ ኣፍሊጣ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
መንግስቲ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ትግራይ ዝምልከት ኣብ ዓለም ዝቃላሕ ዘሎ ሓበሬታት ኣማሪሩ። (ካብ ጸብጻባት) 25/02/2021 05:25 ...
ኣብ ኢትዮጵያ ዕጡቓት ጉጅለታት ክሳብ ዓድታት ምቁጽጻር በጺሖም፡ ኣሜሪካ ኣብ ቃልሲ ንክሊማዊ ለውጢ ንመራሕቲ ጸቕጢ ትገብር 22/04/2021 09:57 ...
"ሰራዊት ኤርትራ ኣብ ምሉእ ትግራይ ተዋፊሩ ኣሎ: ግህሰት ሰብኣዊ መሰላትን ቅልውላዋትን ኣጋዲዱ ስለዘሎ፥ ብህጹጽ ይውጻእ።" ክብል ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ ጸዊዑ። 22/04/2021 06:51 ...
ዓለምና ምስ ኮሮናቫይረስ ከመይ ውዒላ፧ 22/04/2021 08:17 ...
ኣገዲድካ ቁጽጽር ኣብ ሓዳር ኣብ ኣውስትራልያ ገበን ክቑጸር መጸዋዕታታት ይውስኹ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ) 22/04/2021 14:24 ...
ሓይልታት ትግራይ ብሰለስተ ግንባራት ውግእ ይቕጽል ከም ዘሎን ነፋሪት ወቒዖም ከም ዘውደቑን ገሊጾም። (ካብ ጸብጻባት) 21/04/2021 07:43 ...
“ኣብ ልዕሊ ኣቡነ እንጦንዮስ እተዋህበ ቅብኣ ንሃገርና ከም ሃገር ዘፍለጠን ልኡላዉነታ ክሕሎን ዝገበረን ፍሉይ ቅብኣ’ዩ።” 20/04/2021 13:43 ...
ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ዝኣተዎ ቃል ብዘይምኽባሩ ንፍሉይ ልኡኽ ባይደን ከምዘተሓሳሰቦ ገሊጹ። (ካብ ዜና) 19/04/2021 11:58 ...
ዓለም ሎሚ ምስ ኮሮና ቫይረስ ከመይ ዊዒላ፧ 19/04/2021 05:17 ...
መራሒ ሓይልታት ትግራይ ዶክተር ደብረጽዮን ምስ ልኡኽ ሕ/ኣውሮጳ ፔካ ሃቬስቶ ብስልኪ ከም ዝተዘራረቡ ተሰሚዑ። 19/04/2021 05:24 ...
View More