Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ኣህጉራዊያን ተመሃሮ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኦም ክመሃሩ ንምትብባዕ፡ ቀሊል ናይ ቪዛ ሕድገታትን ካልእ መተባብዒን ተተኣታቱ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

Source: Getty Images

ካብዚ ቐጺሉ ዝቐርብ ትሕዝቶ ሰሙናዊ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ መደብና’ዩ፡ ናይ ሎሚ ኣርእስቲ፥ “ኣህጉራዊያን ተመሃሮ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኦም ክመሃሩ ንምትብባዕ፡ ቀሊል ናይ ቪዛ ሕድገታትን ካልእ መተባብዒን ተተኣታቱ፣”   ኣውስትራሊያ ድሕሪ ናይ ክልተ ዓመታት ናይ ዶብ ቀይድታት ንኣህጉራውያን ተማሃሮ ማዕጾኣ ከፊታቶ ኣላ ።እቲ መንግስቲ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ኣውስትራሊያ ንዓለምለኸ ተማሃሮ ናብ ሃገሮም ንኽምለሱ ዶባት ድሕሪ ምቕላሉ ነቶም ናይ ተማሃሮ ቪዛ ዝሓዙ ጉዕዞኦም ስሉጥ ክኸውን ዝቐለለ ናይ ቪዛ መስርሕ ከምዝኸውን ኣፍሊጡ ። 

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣህጉራዊያን ተመሃሮ ናብ ኣውስትራሊያ መጺኦም ክመሃሩ ንምትብባዕ፡ ቀሊል ናይ ቪዛ ሕድገታትን ካልእ መተባብዒን ተተኣታቱ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 23/02/2022 09:05 ...
ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (27 ሰነ 2022) 27/06/2022 55:01 ...
መርሃዊ ቅዱስ ሻምፒዮን ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ኮይኑ፣ ደቀንስትዮ መንእሰያት ሕርይቲ ጋንታ ክሳብ ሕጂ ኣብ ኡጋንዳ ይሕብኣ 27/06/2022 10:29 ...
ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፡ 170 ኪ.ሜ ዶብ ኢትዮጵያ ጥሒሶም መደበር ዕደና ወርቂ ከምዝተቘጻጸሩ ተገሊጹ። (ጸብጻብ) 27/06/2022 09:38 ...
ኣብ ድሮ ዋዕላ G7; ዋና ከተማ ዩክሬን ኬቭ ብሚሳይላት ትድብደብ.... 27/06/2022 04:43 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
View More