Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

How to participate in Australian life? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)

ነቶም ኣብ ማሕበረሰባት ትሑት ናይ ናብራ ህይወት ዘለዎም ሰባት ንምሕጋዝ ሚሊዮናት ኣውስትራሊያዊያን መዓልታዊ ናይ ወለንታ ስራሕ ይሰርሑ።ስራሕ ወለንታ ካብ ኩሉ ክፋል ሕብረተሰብ እዩ ዝመጽእ፡ ናይ ማሕበረሰባት ትካላት ድማ ነቶም ካብ ብዙሕ ባህሊን ቋንቋን ድሕረ ባይታ ዘለዎም ሰባት ሓንጎፋይ ኢሎም ይቕበልዎም።ንኽብሪ’ቶም ብዘይ ዕረፍቲ ዝጽዕሩ ሓገዝቲ ክብሪ ንምሃብ ኣብ 20 ግንቦት ዓመታዊ ሃገራዊ ሰሙን ወለንተኛታት ይኽበር።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
How to participate in Australian life? (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 16/05/2019 07:03 ...
'ንራፋኤል ናዳል ስዒርዎ ከብቅዕ ኣብ ዝቕጽል ግጥሙ ብቑጡዕ ባህርያቱን ኣመና ሸለልትነቱን ተሳዒሩ ንፈተውቲ ከይተረፈ ኣቐይሙ' 19/08/2019 12:44 ...
ኣመሪካ፡ ፍቓድ መንበርን ዜግነትን ዝኸልእ ሓድሽ ሕጊ ትእውጅ። 14/08/2019 04:42 ...
“ብሃይማኖት፡ ብኣውራጃ ወይ ብብሄር ኣግላልነት ይወርደና ኣሎ ኢሎም ንዝጠርዑ፡ ክስምዑን ጉዳዮም ክፍታሕን ኣለዎ።” ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ 12/08/2019 56:27 ...
ኣሜሪካዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ ሰኪዐት ንሓይሊ ዘደንፍዕ ጥረ ነገር ተመርሚሩ ጠኒሱ ከምዘሎ ስለዘመልከተ ካብ ጸወታ ተኣጊዱ 12/08/2019 10:15 ...