ኣውስትራሊያ ንናይ ወጻእ ሃገር ተማሃሮ ቀዳምነት ትህብ ሀገር ኮይና ከምትቕጽል ንምርግጋጽ፡ መንግስቲ ሞሪሰን ንኣህጉራዊ ተማሃሮ ዝጠቅም ናይ መመልከቲ ቅጥዒታትን ናይ ቪዛ መምዘኒታት ኣፍኲስዎ ኣሎ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ፡ ብናይ ግዜያዊ ናይ ትምህርቲ ቪዛ ፡ ኣህጉራውያን ተመሃሮ ኣብ ኣውስትራሊያ ንንውሕ ዝበለ ግዜ ዝጸንሕሉ ዕድል ረኺቦም ጠቓሚ ናይ ስራሕ ልምዲ ከጥርዩን ናብ ናይ ቀዋሚ ነባርነት ዝመርሑሉ መንገዲ ዕድላት ክረኽቡ ይኽእሉ እዮም ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ኣብ ኣውስትራሊያ ትምህርቲ ድሕሪ ምውዳእ ብኸመይ ናይ ስራሕ ቪዛ ይርከብ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ)
Source: Getty Images