Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

"ኣነ ንኸምዚታት ኩሉ ግዜ ድሉው'የ!" ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ግጥም ሽወደን-ሮማንያ ግዳይ ዓሌታዊ ጸርፍታት ኮይኑ፡

Source: Twitter

* ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኣጥቃዓይ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ግጥም ሽወደን ኣንጻር ሮማንያ ግዳይ ዓሌታዊ ጸርፍታትን ደርፍታትን ኮይኑ፡ * ኢትዮጵያ ኣብ ምድባዊ ግጥም ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2021 ብማዳጋስካር ብጸቢብ 1-0 ተሳዒራ፡* ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሰንበት ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ 15ኪሜ ሰቨን ሂልስ ረይስ ሓድሽ ክብረወሰን ብምምዝጋብ ተዓዊታ፡ * ገደቡ ዝጠሓሰ ጭርቃን ኣብ መንጎ ክልተ ኣዕሩኽ ንሓደ ኮኾብ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኣብ ጸገም ኣእትይዎ፡

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
"ኣነ ንኸምዚታት ኩሉ ግዜ ድሉው'የ!" ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ግጥም ሽወደን-ሮማንያ ግዳይ ዓሌታዊ ጸርፍታት ኮይኑ፡ 18/11/2019 11:32 ...
መረዳእታታት ብዛዕባ መደብ ሞያዊ ቪዛታት ኣውስትራልያን ናብ ቀዋሚ መንበሪ ዘምርሑ ኣማራጺ መንገድታት 14/04/2021 12:40 ...
ኣብ ውድድራት ኣትለቲክስ ኢትዮጵያ ክሳተፉ ካብ ትግራይ ዝመጹ ኣትሌታት ፖለቲካዊ መልእኽቲ ኣመሓላሊፍኩም ተባሂሎም ካብ ውድድር ተሰናቢቶም 12/04/2021 13:08 ...
ዕለታዊ ዜና 12 ሚያዚያ 2021 SBS ትግርኛ 12/04/2021 13:52 ...
ኣብ ዉሽጢ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸዘኑ መዓልቶም ዘሕለፉ ኬሚካላት እንተተፈንጂሮም ነታ ከተማን ከባቢኣን ከቃጽል ይኽእል’ዩ” ሓላፊ ንብረት መንግስቲ ኢትዮጵያ 12/04/2021 04:26 ...
“ናትናን ናይ ግብጽን ሃገራዊ ደሕነት ሓደ ብምዃኑ፡ ብዛዕባ ግድብ ህዳሴ መትከልና ምስ ግብጺ ሓደ’ዩ።” መራሒ ቱኑዚያ 11/04/2021 07:18 ...
“ቅድሚ’ዚ ኲናት ኣገግሎት ጥዕና ትግራይ ካብ መላእ ኢትዮጵያ ዝበለጸ’ዩ ኔሩ፡ ኣብዚ እዋን ግና ምሉእ ብምሉእ ዓንዩ እዩ።” 09/04/2021 25:09 ...
ዕለታዊ ዜና 8 ሚያዚያ 2021 SBS ትግርኛ 08/04/2021 14:44 ...
ኣብ ዝሓለፉ 5 ኣዋርሕ 2.5 ሚልዮን ኣብ ገጠራት ትግራይ ዝነብር ህዝቢ ብሰንኪ ኩናት መሰረታውያን ቀረባት ከም ዘይረኸበ ውሕሃገራት ኣፍሊጡ።(ካብ ጸብጻባት) 08/04/2021 07:16 ...
ሌላ ምስ ልዕሊ 330 ሽሕ ኣብ ቲክቶክ ሰዓብቲ ዘለዉዋ፡ ጸላዊት ኣስላመይቲ ኣፍሪቃዊት ኢጣልያዊት 07/04/2021 05:49 ...
View More