እዚ ካልኣይ ክፋል ዕላል ምስ ተዋስኣይ፡ ደራፊ፡ ጸሓፊን ኣላዪን ፊልምሓጐስ ወልደገብርኤል (ሱዚኒኖ) ኮይኑ ብፍላይ "ሓኔታ" ትብል ስርሑ ኣብ ዓለማዊ መድረኽ ንሽልማት ዘብቅዓ ኣዕሊሉና ኣሎ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
"ብባህልኻን ክብርኻን ምውድዳር ከዐውተካ ከምዝኽእል ብ"ሓኔታ" ተማሂረ።" ዕላል ምስ ስነጥበበኛ ሓጎስ ሱዚኒኖ (ካልኣይ ክፋል)
Source: