Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

“ናይዝጊ ንታፍላ ክጸርፎ ይኽእል’ዩ፡ ኣብ ክውንነት ግን ሓጎስ ንስምኦን ከምኡ ኣይኮነን።” ቃለ መሕትት ምስ ሓጎስ ሲዚኒኖ (ቀዳማይ ክፋል)

Hagos Weldegebriel (Sizinino) Source: Supplied

ሓጐስ ወልደገብርኤል (ሱዚኒኖ) ተዋስኣይ፡ ደራፊ፡ ጸሓፊን ኣላዪን ፊልም ኮይኑ ካብ 2003-2014 ኣብ ዝነበሩ ዓመታት፡ ብጠቕላላ ክሳብ ሓደ ሚእቲ ዝበጽሑ ሓጸርቲ ኮሜዲታት ኣበርኪቱ ይርከብ። ኣብ 2003፡ “ማሕላኺ” እትብል ኣልበም ደርፊ ዘርጊሑ ኔሩ። ካብ 2015 ኣትሒዙ ኣብ ስያትል ኣመሪካ ዝነብር ዘሎ ኮይኑ ኣብዚ ቅሩብ እዋን’ውን ኣብ ኣመሪካ ተሸሊሙ ኣሎ። ምስ SBS ትግርኛ ዝገበሮ ቃለ መሕትት ቀዳማይ ክፋሉ ኣብዚ ቀሪቡ ኣሎ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
“ናይዝጊ ንታፍላ ክጸርፎ ይኽእል’ዩ፡ ኣብ ክውንነት ግን ሓጎስ ንስምኦን ከምኡ ኣይኮነን።” ቃለ መሕትት ምስ ሓጎስ ሲዚኒኖ (ቀዳማይ ክፋል) 26/03/2022 15:52 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
"ስዉእ ዶ/ር ኣረጋይ ሃብተ ኣብቲ'ቶም ዝተቐሉ ወልዳይ ግደይን ኪዳነ ክፍሉን ዝተቐብርሉ'ዩ ተቐቢሩ።" ካልኣይ ክፋል ዝርርብ ምስ ተጋ/መስፍን መንግስቱ 21/06/2022 13:25 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (20 ሰነ 2022) 20/06/2022 55:47 ...
ኣብ ኤርትራ ንሰማእታት ጸሎተ ፍትሓትን ደርስን ዱዓን ከም ዝተኻደሎም ተገሊጹ። 20/06/2022 07:26 ...
ኪልያን ምባፐ ብሰንኪ መጠኑ ዝሓለፎ ነቐፌታታትን ዘለፋታትን ካብ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳ ክሰናበት ሓሲቡ፣ ሙሉ ክንፈ ዓወት ኣመዝጊቡ 20/06/2022 10:36 ...
ናይ ነዊሕ እዋን ሳዕቤን ሕማም ኮቪድ ኣብ ኣእምሮ ይኽሰት ኣሎ። 19/06/2022 04:42 ...
View More