ምስ ሓኪም ስኒ ምስ ዶ/ር ገነት እንድርያስ፡ ንገብሮ ዘለና ዕላል ብምቕጻል ሎሚመቐጸልታ ናይ ዝሓለፈን ዝመጽእን ኣብቲ ናታ ፍሉይ ክእለት ወይ ስፐሺያሊቲ ዘተኮረ ብዛዕባ ንዝተበላሸወ ስኒ ንምዕራይን ንምትካእ ዝግበር ወይ ደንቹር ከምኡውን ብዛዕባ ምእሳር ስኒ (Braces) ዝምልከት ምስ ዶ/ር ገነት ዕላልና ክቕጽል እዩ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ኣስተምህሮ ስኒ ምስ ዶ/ር ገነት፡ መዓስን ንመንን'ዩ ምእሳር ስኒ (Braces)ን ምትካእ (Denture) ዝግበር፧
Ghenet Endrias Source: Supplied