Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

ቃለ መሕትት ምስ ኤርትራዊ ዶክተር ዘርአማርያም ፍረ - ተሰላሚ ናይ '2018 Desmond Tutu Reconciliation Fellowship Award'

ዶክተር ዘርአማርያም ፍረ መምህር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኮሌጅ ለንደንን ኣብ ውጥን ምዕባለ፡ ሕርሻ ደረቕ ከባቢታት፡ ፖሊሲታት ኣጠቓቕማ መሬት፡ ደቀባታዊ ስርዓተ ፍልጠት፡ ተራ ደቀንስትዮ ኣብ ምፍራይን ምምሕዳርን መግቢ፡ ውሕስነት መግቢን ብዙሕ ካልእን መጽናዕቲ ዝገብር፡ ተጣባቒ ኣከባቢ ናይ ብጉስነት ዝናበሩ ሰበኽ ሳግማዊ ሕብረተሰባት ዞባ ቀርኒ ኣፍሪቃ’ዩ። ዝሓለፈ ሓሙስ 4 ጥቅምቲ 2018 ኣብ’ዚ ኣብ ከተማ መልበን፡ ኣውስትራልያ፡ ናይ 2018 ናይ ክብሪ ኣባል ደስሞንድ ቱቱ ሪኮንሲሊየሽን ፈሎውሺፕ ኮይኑ ስልማት ተቐቢሉ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ቃለ መሕትት ምስ ኤርትራዊ ዶክተር ዘርአማርያም ፍረ - ተሰላሚ ናይ '2018 Desmond Tutu Reconciliation Fellowship Award' 10/10/2018 37:28 ...
'ንራፋኤል ናዳል ስዒርዎ ከብቅዕ ኣብ ዝቕጽል ግጥሙ ብቑጡዕ ባህርያቱን ኣመና ሸለልትነቱን ተሳዒሩ ንፈተውቲ ከይተረፈ ኣቐይሙ' 19/08/2019 12:44 ...
ኣመሪካ፡ ፍቓድ መንበርን ዜግነትን ዝኸልእ ሓድሽ ሕጊ ትእውጅ። 14/08/2019 04:42 ...
“ብሃይማኖት፡ ብኣውራጃ ወይ ብብሄር ኣግላልነት ይወርደና ኣሎ ኢሎም ንዝጠርዑ፡ ክስምዑን ጉዳዮም ክፍታሕን ኣለዎ።” ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ 12/08/2019 56:27 ...
ኣሜሪካዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ ሰኪዐት ንሓይሊ ዘደንፍዕ ጥረ ነገር ተመርሚሩ ጠኒሱ ከምዘሎ ስለዘመልከተ ካብ ጸወታ ተኣጊዱ 12/08/2019 10:15 ...
ኣብ ትግራይ ዝጣየሽ መገዲ ኣየር 'ኖርዝስታር' ኣስታት 3.8 ቢልዮን ብር ከም ዝስለዐሉ ኣጣየሽቱ ተዛሪቦም፡፡ (Ethio-News) 12/08/2019 08:23 ...