Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

“ለውጢ እንተመጺኡን ኣምላኽ ዕድመ እንተወሲኹኒን እታ ሕልመይ ክፍጻማ’የ” ፕሮ. በረኸት ሃብተስላሴ

Source: Pr. Bereket Habte Selassie

ዕላል ምስ ፕሮ.በረኸት ሃብተስላሴ፡ ኮሚሽነር ኮሚሽን ንድፊ ቅዋም ኤርትራ ኮይኑ ቅዋም ዝጸሓፈ ኣብርእሲ ምዃኑ ብዛዕባ ኤርትራን ኢትዮጵያን ክኒኡን ብዛዕባ ኣፍሪቃን ዓለምን ዝምልከት ብዙሕ ጽሑፋትን መጻሕፍቲን ጽሒፉ ዘሕተመ እዩ። ብምኽንያት ኣብዚ ቅሩብ መዓልታት ዝጸሓፋ መጽሓፍ “Defiance” ምኽንያት ብምግባር ምስ ሬድዮ SBS ትግርኛ ዝገብሮ ዕላል።“ህዝቢ ኤርትራ መስተንክር ታሪኽ ዝሰርሐ ህዝቢ ስለዝኾነ ክ እለት ዘለኩም ብዛዕባኡ ክትጽሕፉ ኣለኩም።”

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
“ለውጢ እንተመጺኡን ኣምላኽ ዕድመ እንተወሲኹኒን እታ ሕልመይ ክፍጻማ’የ” ፕሮ. በረኸት ሃብተስላሴ 15/01/2020 39:10 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 04 መጋቢት 2021 04/03/2021 14:21 ...
"ሃለዋት ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ትግራይ ክፈልጥ ከም ዘይከኣለ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሓቢሩ፣ (ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ) 04/03/2021 07:10 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ትምህርቲ ድሕሪ ምውዳእ ብኸመይ ናይ ስራሕ ቪዛ ይርከብ (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 03/03/2021 07:42 ...
"ዛጊት ልዕሊ 200 ሽሕ ናይ ቋንቋ ትግርኛ ሓሳባት ኣብ ጉግል ኣትዩ ኣሎ።" ኢንጂኔር ክፍላይ ተወልደብርሃን 03/03/2021 12:32 ...
ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ መዲያ (ምስ መም ዮሴፍ ወርቀ) 03/03/2021 11:24 ...
ዕለታዊ ዜና SBS ትግርኛ 01 መጋቢት 2021 01/03/2021 13:58 ...
ጋዜጠኛ ስፖርት ማስተር ተስፋጽዮን ምስ ብሊቸር ሪፖርት ውዕሉ ኣናዊሑ፡ በኣምላክ ተሰማ ግጥም ጋናን ደቡብ ኣፍሪቃን ክዳኒ'ዩ 01/03/2021 09:28 ...
ፌስ ቡክ ምስ መንግስቲ ኣውስትራሊያ ንምንታይ ተባኢሱ? 01/03/2021 08:23 ...
ኣሜሪካ ሰራዊት ኤርትራን ዕጡቓት ኣምሓራን ካብ ትግራይ ክወጹ ጸዊዓ፣ (ሓጸርቲ ጸብጻባት) 01/03/2021 05:35 ...
View More