Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

“ነጻነት ሓሳብካ ምግላጽ፡ ንጸሓፍቲ ጥራይ ዝምልከት መሰል ኣይኮነን።” ፕሮፌሰር ግርማይ ነጋሽ

Girmay Negash

ፕሮፌሰር ግርማይ ነጋሽ ኣብ ናይ ኣውሮጳ ዩኒቨሪሲታትን ከምኡ'ውን ክሳብ ዝዕጾ ኣብ ኣስመራ ዩኒቨርሲቲውን ኣብ ፈለማ ተስዓታትውን ከም መምህርን ተመራማሪን ስነ-ጽሑፍ ኣፍሪቃ ኮይኑ ሰሪሑ። ኣብዚ እዋን ኣብ ኦሃዮ ዩኒቨርሲቲ ናይ ስነ-ጽሑፍ ፕሮፌሰርን ዳይረክተር ናይ ኣፍሪቃ ፕሮግራምን ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ እዩ። ካብተን ብቋንቋ እንግሊዝን ትግሪኛን ዘሕተመን መጻሕፍቲ ትርጉም ብ እንግሊዝኛ ሓደ ዛንታ፡ ናይ ደረስቲ ናጽነት ኣብዚ ቅሩብ እዋን ድማ ብዛዕባ ዘሕተማ መገዲ ዓዲና ዝምልከትን ምስኡ ዝተሓሓዝን ሕቶታት መሊሱ ኣሎ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
“ነጻነት ሓሳብካ ምግላጽ፡ ንጸሓፍቲ ጥራይ ዝምልከት መሰል ኣይኮነን።” ፕሮፌሰር ግርማይ ነጋሽ 23/09/2017 32:07 ...
“ኢትዮጵያ ንምንታይ ሓጽቢ ህዳሰ ክትሃንጽ ኣድለያ? ካልእ ምንጪ ጸዓት ዘይትደሊ?”ፕሬዚደንት ዶናልድ ትራምፕ 11/11/2019 08:28 ...
ተመሃሮ ዩኒቨርሲቲ ወልዲያ ግጥም ኣርሴናል ለስተር ሲቲ ተዓዚቦም ናብ መደቀሲኦም እናተመልሱ ድሕሪ ዝተፈጥረ ዕግርግር ብውሑዱ ክልተ መይቶም፡ 11/11/2019 13:35 ...
ብርቱዕ ባርዕ ጫካ፡ ንኽልተ ክፍላተ ግዝኣት ኣውስትራሊያ ይሕምሰን 11/11/2019 06:23 ...
“እቲ ጉባኤ፡ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ብምርኣይ፡ነቲ ምስሊ ኤርትራ ክጽልም ዝጸንሐ ኩነታት ዝቐየረ እዩ።” ተሳተፍቲ ኣብ ኣስመራ ዝተቓንዐ ዋዕላ ውዳበ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካን ኮሚሽን ቁጠባ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምብራቕ ኣፍሪካ። 11/11/2019 09:23 ...
ዕዉታት ሃገራዊ ዉድድር ቋንቋታት ኤስ ቢ ኤስ ተገሊጾም። 11/11/2019 05:28 ...
“ሎሚ ዝበዝሐ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ ኣብ ጎኒ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ተሰሊፉ ዘሎ።” ኣወሃሃድቲ ሰላማዊ ሰልፊ 09/11/2019 13:39 ...
ናይ ኲናት መሳርሒ ስናይፐር (ቅጭ ሕርሙ)ን ተመሳሰልቲ ነገራትን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣዲስ ኣበባ ተታሒዙ።(ካብ ኣርእስታት ዜና) 07/11/2019 10:49 ...
ኣገልግሎት ሕጊ ነቶም ትሑት ደሞዝ ዝረኽቡ ስደተኛታት 07/11/2019 05:03 ...
“ጠንቂ ምንጻል ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ፡ ዓንቀጽ ሰለስተ ናይ ዉጫለ ውዕል እዩ።” ኣብ መመረቕታ መጽሓፍ “የኢትዮ-ኤርትራ ስንክሳር” 07/11/2019 09:16 ...
View More