Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio

“መንግስቲ ኤርትራ ንበይኑ ዝገብሮ ስምምዕ ሰላም፡ ውሕስነት የብሉን።” ሳልሕ (ቓዲ) ጆሃር

ምስ ምሻም ሓዲሽ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ፡ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኤርትራን ዘሎ ምስሕሓብ ንምፍታሕ፡ ዝግበር ትጽቢት።ተቓወምቲ መንግስቲ ኤርትራን ኣብ ኢትዮጵያ ዝህልዎም ባይታን፡ምስ ሰብ መዚ ኢትዮጵያ ዝምድና ንምምሕያሽ ብዛዕባ ዝቖመ ሓዲሽ ሓይሊ ዕማም ኤርትራዊያንን ዕላማኡን፡ ካልእን ምስ ኣቶ ሳልሕ (ቓዲ) ጆሃር ዝተገብረ ቃለ መሕትት።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
“መንግስቲ ኤርትራ ንበይኑ ዝገብሮ ስምምዕ ሰላም፡ ውሕስነት የብሉን።” ሳልሕ (ቓዲ) ጆሃር 18/04/2018 28:00 ...
'ንራፋኤል ናዳል ስዒርዎ ከብቅዕ ኣብ ዝቕጽል ግጥሙ ብቑጡዕ ባህርያቱን ኣመና ሸለልትነቱን ተሳዒሩ ንፈተውቲ ከይተረፈ ኣቐይሙ' 19/08/2019 12:44 ...
ኣመሪካ፡ ፍቓድ መንበርን ዜግነትን ዝኸልእ ሓድሽ ሕጊ ትእውጅ። 14/08/2019 04:42 ...
“ብሃይማኖት፡ ብኣውራጃ ወይ ብብሄር ኣግላልነት ይወርደና ኣሎ ኢሎም ንዝጠርዑ፡ ክስምዑን ጉዳዮም ክፍታሕን ኣለዎ።” ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ 12/08/2019 56:27 ...
ኣሜሪካዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ ሰኪዐት ንሓይሊ ዘደንፍዕ ጥረ ነገር ተመርሚሩ ጠኒሱ ከምዘሎ ስለዘመልከተ ካብ ጸወታ ተኣጊዱ 12/08/2019 10:15 ...
ኣብ ትግራይ ዝጣየሽ መገዲ ኣየር 'ኖርዝስታር' ኣስታት 3.8 ቢልዮን ብር ከም ዝስለዐሉ ኣጣየሽቱ ተዛሪቦም፡፡ (Ethio-News) 12/08/2019 08:23 ...