Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

”ኢሳያስ ንምንታይ ናብ መስርዕ ጨቆንትን ዲክታተርን ክኣቱ ተቓሊሱ፧ ርእሶም ሃይለ ይኹን ኣነ መልሲ የብልናን።” ዶ/ር ስተፋኒ ስተጋል ጸሓፊት ፡The Eritrean Letter Writers

Source: Supplied

ኣውስትራሊያዊት ጸሓፊት ፕሮፌሰር ስተፈን ስተጋል ድማ ኣብ 2021 ብዛዕባ’ቶም ኣብ 3 ጥቅምቲ 2000ዓ/ም ንፕረሲደንት ኤርትራ ብዛዕባ እቲ ብምኽንያት ዶብ ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝተገብረ ኲናት ኣተሓሕዛኡን ተሓታትነት ክህሉን ዝብሉን ካልእን ዝሓዘ ደብዳበ ጽሒፎም ዘረከቡ ብልሙድ ጉጅለ 13 ወይ ጂ13 ተባሂሎም ዝፍለጡ 13 ሰብ ሞያን ምሁራንን ዝምልከት መጽሓፍ ጽሒፋ ኣላ። ገለ ካብቶም ነቲ ደብዳበ ጽሒፎም ንፕረሲደንት ኢሳያስ ዘቕረቡ፡ ዶ/ር በረኸት ተስፋስላሰ፡ ዶ/ መሓመድ ኬር ዑመር፡ ኣቶ ጳውሎስ ተስፋግዮርጊስ፡ ፍሉጥ ገጣሚ ርእሶም ሃይለን ካልኦትን ይርከብዎም። ኣርእስቲ ናይታ ዶ/ር ስተጋል ዝጸሓፈታ መጽሓፍ “The Eritrean Letter Writers; Dear Mr. President”. ዝብል እዩ። ብዛዕባታ መጽሓፍን ምስኡ ዝተሓሓዝ ጉዳያት ኣዕሊልና ኣለና።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
”ኢሳያስ ንምንታይ ናብ መስርዕ ጨቆንትን ዲክታተርን ክኣቱ ተቓሊሱ፧ ርእሶም ሃይለ ይኹን ኣነ መልሲ የብልናን።” ዶ/ር ስተፋኒ ስተጋል ጸሓፊት ፡The Eritrean Letter Writers 17/04/2022 11:43 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
"ስዉእ ዶ/ር ኣረጋይ ሃብተ ኣብቲ'ቶም ዝተቐሉ ወልዳይ ግደይን ኪዳነ ክፍሉን ዝተቐብርሉ'ዩ ተቐቢሩ።" ካልኣይ ክፋል ዝርርብ ምስ ተጋ/መስፍን መንግስቱ 21/06/2022 13:25 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (20 ሰነ 2022) 20/06/2022 55:47 ...
ኣብ ኤርትራ ንሰማእታት ጸሎተ ፍትሓትን ደርስን ዱዓን ከም ዝተኻደሎም ተገሊጹ። 20/06/2022 07:26 ...
ኪልያን ምባፐ ብሰንኪ መጠኑ ዝሓለፎ ነቐፌታታትን ዘለፋታትን ካብ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳ ክሰናበት ሓሲቡ፣ ሙሉ ክንፈ ዓወት ኣመዝጊቡ 20/06/2022 10:36 ...
View More