ጀላል ያሲን ኣበራ፡ ብዙሕ ቋንቋታት ዝፈልጥ፡ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢ ዝዝርግሖም ዘይርከቡ ሰነዳትን ስእሊታትን፡ ኣብ ኲናት ሰሊና ኣፍ ሞት ጥዒሙ ክምለስ ዝገበረ ምሉእ መዓናጥኡ ዘውጽአ መውጋእቲ ዝደሓነ፡ ኣብ ኖርወይ ንነዊሕ ዓመታት ክነብር ድሕሪ ምጽናሕ ዓሪፉ። ብዛዕባኡ ብዙሕ ሰብ ሓዘኑ ይገልጽ ኣሎ። ተጋዳላይ ዯህንስ ጸጋይ ኣብ ሜዳ ወዲ ጋንታኡ ዝነበረ ብፍላይ ኣብቲ ከቢድ መውጋእቲ ጀላል ያሲን ካብቶም ዘልዓልዎን ዝሓከምዎን እዩ ኔሩ። ዝኽሪታቱ ኣካፊሉና ኣሎ።
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
"ጀላል ያሲን ናብ ሓይልታት ምስመጻና ሮል ሞዴልና/ ኣብነትና'ዩ ኔሩ።" ዮሃንስ ጸጋይ
Jelal Yassin and Yohannes Tsegay Source: Supplied