ናይጀሪያ፡ ደቂ ተባዕትዮ ግዳይ ዓመጽ ግብረ ስጋ ምዃኖም ሕጋዊ ኣፍልጦ ክትህብ እያ።ቀዳማይ ሚኒስተር ዒራቕ ካብ ስልጣኑ ክወርድእ ምዃኑ እንተገለጸ’ኳ ህዝቢ ተቓዉሞኡ ቀጺሉ።ስድራቤታት ኣውስትራሊያዊያን ሱዳናዊያንን ደቡብ ሱዳናዊያንን ኣገባብ ቤት ፍርዲ ንኽርድኡ ፡ ኣብ ቤት ፍርዲ ዝወሃብ ባህላዊ ደገፍ ይጠቕሞም ከምዘሎ ተፈሊጡ።
ቀዳማይ ሚኒስተር ዒራቕ ካብ ስልጣኑ ክወርድእ ምዃኑ እንተገለጸ’ኳ ህዝቢ ተቓዉሞኡ ቀጺሉ። (ካብ ዜናታት ቀርኒ ኣፍሪቃን ከባቢኡን)
Adil Abdul-Mahdi, ex-Prime Minister of Iraq, speaks during an interview with the German Press Agency.
DPA Source: DPA