Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ካብቲ ዕልቕልቕ ዝበዝሖ መአከቢ ስደተኛታት ሊብያ: ሳልሳይ ሃገራት ብብዝሒ ከጣይሳ መጸዋዕታ ቐሪቡ።

ዑመር ኣልበሺር ድሕሪ ምዕላዉ ናይ ፈለማ ካቢነ ሚኒስተራት ሱዳን ቃል ማሕላ ፈጺሙ።ኣብ ደቡባዊ የመን ዝግበር ዘሎ ኩናት ደው ክብል ሱዕዲ ዓረብ፡ ሕቡራት ዓረብ ኢማራትን ጸዊዐን።ካብቲ ዕልቕልቕ ዝበዝሖ መአከቢ ስደተኛታት ሊብያ: ሳልሳይ ሃገራት ብብዝሒ ከጣይሳ መጸዋዕታ ቐሪቡ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ካብቲ ዕልቕልቕ ዝበዝሖ መአከቢ ስደተኛታት ሊብያ: ሳልሳይ ሃገራት ብብዝሒ ከጣይሳ መጸዋዕታ ቐሪቡ። 09/09/2019 08:29 ...
“ንሕና በጃ ህዝቢ እምበር ወኪል ህዝቢ ኤርትራ ክንከውን ኣይንደልን ኢና።” ካብ ማ/ሰብ ኤርትራዊያን ኲንስላንድ 14/10/2019 24:42 ...
ጃፓን ብሓያል ህቦቡላዊ ዝናብ ትውቃዕ 14/10/2019 04:49 ...
ሰብ ሃብቲ ትግራይ፡ ባንኪ ትግራይ ከምስርቱ መዲቦም። (ጸብጻብ) 14/10/2019 09:04 ...
“እዚ ንዶ/ር ኣብይ ተዋሂቡ ዘሎ ሽልማት፤ ንመጻኢ ንኽሰርሕ ከም መተባብዒ ጥራይ’ዩ ክውሰድ ዝኽእል” ዘተ ምስ ዶ/ር መብራህቱ፡ ኡስታዝ ሑሴንን ዶ/ር ኣማኒኤልን። 12/10/2019 51:17 ...
ስልማት ሰላም ኖቤል ክዕወቱ ዝኽእሉ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ወይ ግሬታ ቱንበርግ እዮም፡ 10/10/2019 10:26 ...
ኤሪሳት ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብብዝሒ ስለዝስማዕ ብዙሕ ርእይቶታት ይመጸና'ዩ፡ 10/10/2019 23:07 ...
ሓይልታት ቱርኪ ናብ ዶብ ሶርያ ኣቕኒዖም፡ 09/10/2019 03:11 ...
'ኣብ ዶብ ክልቲኤን ሃገራት ዘሎ ህዝቢ ስለዘይሓወሰ ክልቲኦም መራሕቲ ዝበጽሕዎ ስምምዕ አብ ምትግባሩ ንዘሎ ጸገም ኣጋዲድዎ' 09/10/2019 05:22 ...
መጠንቀቒ ምልክታት ሕማም ልቢ (Viva) 09/10/2019 08:39 ...
View More