Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ሌላ ምስ ናይ ፈለማ ኣፍሪቃዊት መምህር ምምራሕ መኪና ኣብ ኣውስትራሊያ።

ኣብታ ኣብ ኣውስትራሊያ ዝዓበየትን ኣማኢት ኣሻሓት መኻይን ዝርከባ ከተማ ሲድኒ፡ ካብ ኣፍሪቃ ቀዳመይቲ ኤርትራዊት ኣውስትራሊያዊት ንብዙሓት ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስዮን፡ ካብዝተፈላለዩ ዓልየትን ዘርእን ዝመጹ ነበርቲ ምምራሕ መኪና ትምህር ክብራ ዘርእሰናይ ኣላ። ንምንታይ ነዚ ስራሕ ጀሚራ? ኣብ ስርሓ ዘጋጥምዋ ጽቡቕን ሕማቕን እንተሎን ብዛዕባ ተመሃሮኣን ኣዕሊላትና ኣላ።ኣብዝቕጽል መደብ ንገለ ንሳ መኪና ምምራሕ ዝመሃረቶም ከነቕርብ ኢና።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ሌላ ምስ ናይ ፈለማ ኣፍሪቃዊት መምህር ምምራሕ መኪና ኣብ ኣውስትራሊያ። 18/07/2019 19:46 ...
ኣመሪካ፡ ፍቓድ መንበርን ዜግነትን ዝኸልእ ሓድሽ ሕጊ ትእውጅ። 14/08/2019 04:42 ...
“ብሃይማኖት፡ ብኣውራጃ ወይ ብብሄር ኣግላልነት ይወርደና ኣሎ ኢሎም ንዝጠርዑ፡ ክስምዑን ጉዳዮም ክፍታሕን ኣለዎ።” ዶ/ር ኣማኑኤል ኤልያስ 12/08/2019 56:27 ...
ኣሜሪካዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ ሰኪዐት ንሓይሊ ዘደንፍዕ ጥረ ነገር ተመርሚሩ ጠኒሱ ከምዘሎ ስለዘመልከተ ካብ ጸወታ ተኣጊዱ 12/08/2019 10:15 ...
ኣብ ትግራይ ዝጣየሽ መገዲ ኣየር 'ኖርዝስታር' ኣስታት 3.8 ቢልዮን ብር ከም ዝስለዐሉ ኣጣየሽቱ ተዛሪቦም፡፡ (Ethio-News) 12/08/2019 08:23 ...
“ ሳዋ፡ ኣፍራይት ግዱድ ግልያታት መንግስቲን ስደተኛታትን” ሁዪማን ራይት ዎች 10/08/2019 04:22 ...
ሱዕዲ ኣብ ዝወደበቶ ኣኼባ ምቛም ልፍንቲ ሃገራት ቀይሕ ባሕሪ፡ ኤርትራ ኣይተሳተፈትን፡፤ (News) 08/08/2019 07:29 ...
“ብመሰረት ኣህጉራዊ ሕጊ፡ ኤርትራ እንተፈትያ ጥራይ እያ፡ ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕራ ክትጥቀም ትኽእል።” ዶ/ር ዳኒኤል 08/08/2019 23:30 ...
ህንዲን ፓኪስታንን ብጉዳይ ካሽሚር ኣብ ወጥሪ ኣትየን። 07/08/2019 08:34 ...
“ሰበይቲ ኮይና ትራክ እናዘወረት ብዙሕ ኣይክትጸንሕን እያ ዝብሉኒ ደቂ ተባዕትዮ ሓበሻ ኔሮም።” ሳሮን ጸጋይ 07/08/2019 16:47 ...
View More