Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ኣብ ቅልውላው ትግራይ ገበናዊ ወይ ሕጋዊ ተሓታቲ ረኺብካ ናብ ሕጊ ምቕራብ ክሳብ ክንደይ ዝተሓላለኸ’ዩ ክኸውን፧ መልሲ ካብ ዶ/ር ዳንኤል ረዘነ

Source: YouTube

ብውሑዱ ኣርባዕተ ሓይልታት ኣብ ኲናት ኣብ ዝሳተፍሉ ቅልውላው ትግራይ ገበናዊ ወይ ሕጋዊ ተሓታቲ ረኺብካ ናብ ሕጊ ምቕራብ ክሳብ ክንደይ ዝተሓላለኸ’ዩ፧ፍርዲ ብማሕበራዊ ሓፋሽን መድያን ንቤት ፍርዲ ዝኸውን መርትዖን ከመይ ይቃደው፧ ንሓለዋ መሰል ስደተኛታትን ሰላማዊ ህዝብን ኣብ ግዜ ኲናት ዝምልከቱ ሕግታት ኣየኖት እዮም፧ኩነታት ኤርትራውያን ስደተኛታት ድሕሪ ደጊም ብፍሉይ ክተሓዝ ተኽእሎ ኣሎ ድዩ፧ ተራ ላዕለዋይ ወኪል ስደተኛታት ኣብ’ዚ ቅልውላው እንታይ’ዩ፧እዞም ዝወጹ ዘለው ኣስካሕካሒ ቪድዮታት ቅትለት ክሳብ ክንደይ ከም መርትዖ ንፍርዲ ይቐርቡ፧ ቃለ መሕትት ምስ ዶክተር ዳንኤል ረዘነ መኮነን ክኢላ ሕግታት ሰብኣዊ መሰላትን ተጣባቕን

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ኣብ ቅልውላው ትግራይ ገበናዊ ወይ ሕጋዊ ተሓታቲ ረኺብካ ናብ ሕጊ ምቕራብ ክሳብ ክንደይ ዝተሓላለኸ’ዩ ክኸውን፧ መልሲ ካብ ዶ/ር ዳንኤል ረዘነ 13/03/2021 19:09 ...
ንምንታይ'ዩ ጾታዊ ዓመጽ ከጋጥም እንከሎ ብዙሓት መሰናኽላት ንፍትሒ ዝህልው፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ) 06/05/2021 16:11 ...
ፍሉይ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ኣብ ሱዳን ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ግብጺን ዑደት ይገብር ኣሎ። (ካብ ሓጸርቲ ጸብጻብ) 05/05/2021 06:07 ...
ኣብ ኣውስትራሊያ ብናጻ ቋንቋ እንግሊዝኛ ምምሃር ይከኣል’ዩ። (መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 05/05/2021 07:55 ...
'ናይ ሓባር ኢፍጣር ወለዶታት ብሓንሳብ ክንእከብን ሃይማኖትን ባህልን ናብ ዝቕጽል ወለዶ ከነመሓላልፍን ይሕግዘና' - ኣማን ኣሕመድ ጣሃ 04/05/2021 09:57 ...
ኣብ ዙር ሩዋንዳ ሓደስቲ መንእሰያት ንኤርትራ ወኪሎም ይሳተፉ፣ ቀዳማይ መድረኽ ኮሎምቢያውያን ይዕብልሉዎ 03/05/2021 12:05 ...
'ኣብ’ዚ እዋን ምሉእ ትግራይ ክኽየድ ይከኣል፡ ኣብ ገለ ቦታታት ግን ረዲኤት ንምብጻሕ ወተሃደራዊ መሰነይታ የድሊ' ዲና ሙፍቲ 03/05/2021 11:20 ...
ኢትዮጵያ: ግብጽን ሱዳንን መጥቃዕቲ ክኸፍታ ከም ዝኽእላ ካብ ምሕንሓን ሓሊፈን ወተሃደራዊ ስምምዕ ተፈራሪመን ክትብል ኣብ ባይቶ ፀጥታ ሕ/ሃ ከሲሳ። 03/05/2021 06:11 ...
“ነቶም ናብ ዓመጽ ዘዋፍሩ እናኾነንና፡ ኣብ ጎኒ ዉጹዕ ህዝቢ ደው ኢልና ነንሕድሕድና ብፍቕርን ብሰላም ንንበር።” 01/05/2021 26:27 ...
ዕለታዊ ዜና 29 ሚያዚያ 2021 SBS ትግርኛ 29/04/2021 14:53 ...
View More