ኣርእስታት ዜና፥ ** ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ ሰዓብቲ እምነት ምስልምና ፡ ወርሒ ረመዳን ዛዚሞም ዒድ የኽብሩ ኣለዉ። ** ኣብ ዩክረይን ከተማ ማሪዮፖል ዝርከብ ናይ ሓጺን ትካል ተኸቢቦም ዝጸንሑ ሰላማውያን ሰባት ናይ ምውጻእ መስርሕ ጀሚሩ ። ኣርእስታት ጸብጻብ፣ **ኤርትራ: ኣብ ሞንጎ ሃገራት ወሽመጥን ሱዳንን ዲፕሎማስያዊ ርክባት ትድልል ኣላ ንዝብል ክሲ ነጺጋቶ። **ሰዓብቲ ሃይማኖት እስልምና ጎንደር በዓል ኢድ ኣልፈጥር ኣብ ገዝኦም ከኽብሩ ተኣዚዞም።**መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ኣሰር ግዳያት መጥቃዕቲ ጎንደር የጥፍእ ኣሎ ብዝብል ውን ይኽሰስ ሎ። መደብ ስፖርት፥ ካልእን፠፠፠፠፨
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ (02 ግንቦት 2022)
Source: Getty Images