Coming Up Thu 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቀጥታ ምሉእ ፈነወ SBS ትግርኛ (18 መጋቢት 2022)

Source: Getty Images

ካብ ኣርእስታት ዜና፥** ናይ ዩክሬን ፕረሲደንት ቮሎድሚር ዘለንስኪ ንኮንግረስ ኣመሪካ መደረ ኣስሚዑ **ፕረሲደንት ኣመሪካ ጆ ባይደን ንመራሒ ራሻ ቪላድሚር ፑቲን “ገበነኛ ኲናት” ክብል ጸዊዕዎ ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ንትግራይ ዝኸውን 95 ሜትሪክ ቶን መድሓኒናት ተዳልዩ መገዲ ተዓጽዩዎ ይጽበ ከም ዘሎ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ስም ህወሓት ካብ መዝገብ ግብረ-ራዕዲ ክእለ ክለዓል ዓረና ትግራይ ንዴምክራስን ሉኣላውነትን ፀዊዑ። እስራኤል ካብ ኢትዮጵያ ንበዓል ትንሳኤ ዘኽብሩ ገያሾ ከይመጹዋ ከልኪላ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥** “ምልክታት ሕማም ልቢን፡ ክግበሩ ዝግባእ ስጉምቲታትን” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘዩ ክከውን። ኣብዚ ሰሙን ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት፥** ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ብብዝሒ ዘዛረቡ ዛዕባታት፡ ጉዳይ ድምጻዊ ፍጹም በራኺ፡ ኣብ ቤንሻንጉል ብሓዊ ክቃጸሉ ዝተገብሩ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተፈጸመ ዘሐዝን ድንገትን ካብ ኢትዮጵያ ናብ ሱዳን ኣብ ኮንተይነር መኪና ኣትዮም ክሓልፉ ዝፈተኑ ዝሞቱ መንእሰያትን።ካልእን .........

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ቀጥታ ምሉእ ፈነወ SBS ትግርኛ (18 መጋቢት 2022) 18/03/2022 56:48 ...
ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (27 ሰነ 2022) 27/06/2022 55:01 ...
መርሃዊ ቅዱስ ሻምፒዮን ቅድድም ብሽግለታ ኤርትራ ኮይኑ፣ ደቀንስትዮ መንእሰያት ሕርይቲ ጋንታ ክሳብ ሕጂ ኣብ ኡጋንዳ ይሕብኣ 27/06/2022 10:29 ...
ዕጡቓት ደቡብ ሱዳን፡ 170 ኪ.ሜ ዶብ ኢትዮጵያ ጥሒሶም መደበር ዕደና ወርቂ ከምዝተቘጻጸሩ ተገሊጹ። (ጸብጻብ) 27/06/2022 09:38 ...
ኣብ ድሮ ዋዕላ G7; ዋና ከተማ ዩክሬን ኬቭ ብሚሳይላት ትድብደብ.... 27/06/2022 04:43 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
View More