Coming Up Mon 6:00 PM  AEST
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

ቀጥታ ምሉእ መደባት ትግርኛ (31SBS መጋቢት 2022)

Source:

ካብ ኣርእስታት ዜና፥** ብ ማእከላይ ባንክ ሩሲያ ዝቐረበ ብክልተኣዊ ክፍሊት ዝግበር ስርዓተ ዕድጊን መሸጣን መንግስቲ ህንዲ ኣብ ግምት ከምዘእትዎ ኣፍሊጡ። ** ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኒው ሳውዝ ዌልስ ዕልቕልቕ ማይ ብቐጻሊ የስፋሕፍሕ ኣሎ... ** ኣብ el Clasico ዝተኻየደ ናይ ደቂ ኣንስትዮ ጸወታ ኩዕሶ እግሪ ናይ ዓለም ዝበዝሐ ህዝቢ ዝተዓዘቦ ጸወታ ተባሂሉ ተመዝጊቡ።. ካብ ኣርእስታት ጸብጻብ፥ ኣቶ ቢንያም በርሀ ፈጻሚ ጉዳያት ኢምባሲ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጲያ ኮይኑ። ኣብዚ ሰሙን ኣብ 7 ክልላት ኢትዮጵያ ዝደገሰ ዓሌታዊ ጎንጺ ህይወት ብዙሓት ሰባት ቀዚፉ። ባንኪ ዓለምን ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካን: ጁቡቲ ካብ ኢትዮጵያ ንእትወስዶ ሓይሊ ኤለክትሪክ ገንዘብ ክኸፍሉ ከም ዝተስማምዑ ተገሊጹ። ኣብ ስዑዲ ዓረብ ኣብ ዘሰክፍ ኩነታት ዝነበሩ ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ዝምለሱሉ መስርሕ ተጀሚሩ። ኣብ መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ፥** “ምርጫ ኣውስትራልያ ኣብ ዝተቓረበሉ ክትመርጹ ተዳሊኹም'ዶ፧ ብኸመይ ከ ትምዝገቡ፧”” ዝብል ኣርእስቲ ዝሓዘዩ ክከውን።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
ቀጥታ ምሉእ መደባት ትግርኛ (31SBS መጋቢት 2022) 01/04/2022 01:03 ...
"ወትሩ ዝሓልሞ ስለዝነበርኩን ብኻልእን ምኽንያት'የ ኣብ ቪክቶሪያ መምህር ኮይነ።" መምህር ጀማል እኩድ 26/06/2022 12:37 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ SBS ትግርኛ ፖድካስት (23 ሰነ 2022) 23/06/2022 57:04 ...
"ገዝሚ ሰማእታት ትኸውን ሉኣላዊት ሃገር ትግራይ ክትፍጠር ኣለዋ።" ክልተ ሰልፍታት ፖለቲካ ትግራይ 23/06/2022 08:31 ...
ሓድሽ ግምባር ኲናት ራሻ ኣብ ሊትወይንያ፡ ዩክሬን ኣባል ሕብረት ኣውሮጳ ትኸውን 23/06/2022 07:53 ...
መስርሕ ስርዓተ ቐብሪ ኣብ ኣውስትራሊያ ብኸመይ እዩ ዝፍጸም (ምንባር ኣብ ኣውስትራሊያ) 22/06/2022 10:30 ...
"ስዉእ ዶ/ር ኣረጋይ ሃብተ ኣብቲ'ቶም ዝተቐሉ ወልዳይ ግደይን ኪዳነ ክፍሉን ዝተቐብርሉ'ዩ ተቐቢሩ።" ካልኣይ ክፋል ዝርርብ ምስ ተጋ/መስፍን መንግስቱ 21/06/2022 13:25 ...
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት SBS ትግርኛ (20 ሰነ 2022) 20/06/2022 55:47 ...
ኣብ ኤርትራ ንሰማእታት ጸሎተ ፍትሓትን ደርስን ዱዓን ከም ዝተኻደሎም ተገሊጹ። 20/06/2022 07:26 ...
ኪልያን ምባፐ ብሰንኪ መጠኑ ዝሓለፎ ነቐፌታታትን ዘለፋታትን ካብ ሃገራዊት ጋንታ ፈረንሳ ክሰናበት ሓሲቡ፣ ሙሉ ክንፈ ዓወት ኣመዝጊቡ 20/06/2022 10:36 ...
View More