Coming Up Mon 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

መስርሕ ፍትሕ ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ'ዩ?

Two separate wedding rings next to the word "divorce". The concept of divorce, parting, infidelity . Selective focus.

ብትካል መጽናዕቲ ስድራቤታት ኣውስትራሊያ ዝተገብረ መጽናዕቲ ከምዘመልክቶ ካብቶም ኣብ ሓዳር ዘለዉ፡ ኣብ መወዳእታ ዕስራታት ዓመት ዕድሚኦም ናይ ምፍታሕ ተክእሎ ዝዓበየ ኮይኑ ኣብ ኣርባዓታት ዝርከብ ዕድሚኦም ሰብ ሓዳር ድማ ይስዕብዎም።እቶም ዝፋትሑ ድማ ኣብ ሓዳር ንትሽዓተ ዓመት ወይ ትሕቲኡ ዝጸንሑ ተጻመድቲ እዮም።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
መስርሕ ፍትሕ ኣብ ኣውስትራሊያ ከመይ'ዩ? 18/09/2019 08:05 ...
ኬንያ: 1.5 ቢሊዮን ዶላር ዝውድእ ፕሮጀክት ምህናጽ መገዲ ባቡር ጀሚራ (ካብ ዕለታዊ ዜና) 17/10/2019 06:15 ...
ሓጺር ታሪኽ ዮሃንስ ወዲ ዘሞ (ሞዛይክ ባህሊ SBS ትግርኛ) 17/10/2019 09:20 ...
ህወሓት ንዝተጀመረ ዝምድና ህዝብታት ትግራይን ኤርትራን ክድንፍዕ ምስ ህዝቢ ትግራይ ኮይኑ ዝከኣሎ ከምዝሰርሕ ገሊጹ:: 17/10/2019 07:46 ...
“ኩሉ ነገርና ምስ ፖለቲካ ተኣሳሲሩ’ዩ፡ ዋላ ስቕ እንተበልካ ፖሎቲካ እዩ ኾይኑ።” ሳብሪናን ኣድያምን 16/10/2019 20:37 ...
ጥምየት ንምውጋድ፡ ብዝሒ ህዝቢ ዓለም ምጉዳል 16/10/2019 04:41 ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይን ፕሬዝዳንት አብደል ፋታሕ አል ሲሲ ክራኸቡ እዮም:: (ካብ ዜናታት) 14/10/2019 06:22 ...
ኣብ ኡጋንዳ ደሃዮም ጠፊኡ ዝነበረ መንእሰያት ኣባላት ሕርይቲ ጋንታ ኤርትራ ስቕታኦም ሰቢሮም 14/10/2019 14:50 ...
“ንሕና በጃ ህዝቢ እምበር ወኪል ህዝቢ ኤርትራ ክንከውን ኣይንደልን ኢና።” ካብ ማ/ሰብ ኤርትራዊያን ኲንስላንድ 14/10/2019 24:42 ...
ጃፓን ብሓያል ህቦቡላዊ ዝናብ ትውቃዕ 14/10/2019 04:49 ...
View More