ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (01/03/2021)* ኣብ ዓመታዊ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ኢትዮጵያዊ ጽጋቡ ግርማይ ዝድነቕ ውጽኢት ኣመዝጊቡ፡ * ዝለዓለ ዳኛ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ በኣምላክ ተሰማ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ መንጎ ጋናን ደቡብ ኣፍሪቃን ዝካየድ መጻረዪ ግጥም ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ክዳኒ ተሰይሙ፡ * ኤርትራ ዝመበቆሉ ኣሜሪካዊ ጋዜጠኛ ስፖርት መርበብ ሓበሬታ ብሊቸር ሪፖርት ማስተር ተስፋጽዮን ዘይሕለል ጻዕርን ሓያል ውሽጣዊ ድሌትን ናብ ዓወት ከምዘብጽሕ ዘመስከረ ኣብነታዊ ሰብ ተባሂሉ ተገሊጹ
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ
ጋዜጠኛ ስፖርት ማስተር ተስፋጽዮን ምስ ብሊቸር ሪፖርት ውዕሉ ኣናዊሑ፡ በኣምላክ ተሰማ ግጥም ጋናን ደቡብ ኣፍሪቃን ክዳኒ'ዩ
Source: Getty Images