Coming Up Thu 6:00 PM  AEDT
Coming Up Live in 
Live
Tigrinya radio
ኤስ.ቢ.ኤስ ትግርኛ

'ምድስካል ፓርላማ ዘይሕጋዊ እዩ።' ኢሉ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብሪጣንያ በይኑ።

A handout screengrab made available by the Supreme Court of the United Kingdom shows President of The Supreme Court, Justice Lady Brenda Hale (C)

ዕለት ምውጻእ ብሪጣንያ ካብ ሕብረት ኣውሮጳ (Brexit) ቅድሚ ምብጻሑ፤ ቀዳማይ ሚኒስተር ቦሪስ ጆንሰን ንፓርላማኡ ዓጽዩ ኣባላት ፓርላማ ነናብ ገዛኦም ምፍናዉ ዘሕጋዊ እዩ ክብል ናይ ዩኬ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወሲኑ።እቲ ቀዳማይ ሚኒስተር ካብ ስልጣኑ ክወርድ ጻዊዒት ሓይሉ እንተሎ’ኳ ንሱ ግና ዕጭ ሓንፈፍኩ ይብል ኣሎ።

Coming up next

# TITLE RELEASED TIME MORE
'ምድስካል ፓርላማ ዘይሕጋዊ እዩ።' ኢሉ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ብሪጣንያ በይኑ። 25/09/2019 04:09 ...
መንግስቲ ኣውስትራልያ ካብ መንግስቲ ክፍሊት ሓገዝ ወይ ኣበል ዝቕበሉ ሰባት ዕዳታት ዘምልሰሉ ናይ ኮምፒውተር ኣሰራርሓ ወይ ‘ሮቦ ደት' ገዲፍዎ፡ 20/11/2019 06:52 ...
"መምሃራን ሱር'ዮም፣ ካልእ ግን ጨንፈር'ዩ፡ ጫፍ እንተተቖርጸ ንእሽቶ ጉድኣት'ዩ፡ ሱር እንተሞሐ ግን ፍጹም ጥፍኣት'ዩ፡" ንኤርትራ ዝገልጽ ኣበሃህላ 20/11/2019 17:11 ...
ተመሃሮ ዩኒቨርሲቲ ወልዲያ ግጥም ኣርሴናል ለስተር ሲቲ ተዓዚቦም ናብ መደቀሲኦም እናተመልሱ ድሕሪ ዝተፈጥረ ዕግርግር ብውሑዱ ክልተ መይቶም፡ 11/11/2019 13:35 ...
“ኢትዮጵያ ንምንታይ ሓጽቢ ህዳሰ ክትሃንጽ ኣድለያ? ካልእ ምንጪ ጸዓት ዘይትደሊ?”ፕሬዚደንት ዶናልድ ትራምፕ 11/11/2019 08:28 ...
ብርቱዕ ባርዕ ጫካ፡ ንኽልተ ክፍላተ ግዝኣት ኣውስትራሊያ ይሕምሰን 11/11/2019 06:23 ...
“እቲ ጉባኤ፡ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ብምርኣይ፡ነቲ ምስሊ ኤርትራ ክጽልም ዝጸንሐ ኩነታት ዝቐየረ እዩ።” ተሳተፍቲ ኣብ ኣስመራ ዝተቓንዐ ዋዕላ ውዳበ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካን ኮሚሽን ቁጠባ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ንምብራቕ ኣፍሪካ። 11/11/2019 09:23 ...
“ሎሚ ዝበዝሐ ህዝቢ ኤርትራ’ዩ ኣብ ጎኒ ፓትርያርክ ኣቡነ እንጦንዮስ ተሰሊፉ ዘሎ።” ኣወሃሃድቲ ሰላማዊ ሰልፊ 09/11/2019 13:39 ...
ናይ ኲናት መሳርሒ ስናይፐር (ቅጭ ሕርሙ)ን ተመሳሰልቲ ነገራትን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ቦሌ ኣዲስ ኣበባ ተታሒዙ።(ካብ ኣርእስታት ዜና) 07/11/2019 10:49 ...
ኣገልግሎት ሕጊ ነቶም ትሑት ደሞዝ ዝረኽቡ ስደተኛታት 07/11/2019 05:03 ...
View More